Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪስራሕምስ We Ker (35 - Ille-et-Vilaine)

ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና

ምስ ምስ We Ker

We Kerኣዳላዊ We Ker ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ማሕበርና We Ker ዊ ኬር ኣካል መርበብ ኮይኑ፤

  • ንዓኩም ዝምስጠኩም ምልመላ ዝኾነን ዓውዲ ወይ ሞያ ንምምራጽ ዝሕግዝ ምኽሪ ምርካብ
  • ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ሓገዝ
  • ንመዓልታዊ ህይወት (ኣባይቲ፣ ጥዕና ወዘተ) ዝግበር ደገፍ ምርካብ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ዝበለጸ ዝሰማማዕ ጽላትን ቅርጽን ርኸብ (ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ መደብ፡ ናይ ምሉእ ግዜ ስራሕ ወዘተ)
  • ኣብ ትካል ብምጥሓል ሞያታት ርኸብ
  • ምድላይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ።

  • ሲቪን CV ናይ መሸፈኒ ደብዳቤን ምፍጣር
  • ምስ ድሌታትኩም ክእለትኩም ንግዳዊ ድሌታትኩም ዝሰማማዕ ስራሕ ድለ።

  • ፍቓድ ምዝዋር መኪና ምሕላፍ
  • መንበሪ ገዛ ንምድላይ
  • ናብ ሓኪም ኪድ፡ ጥዕናኻ ተኸናኸን...ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢመይል ፡ contact@we-ker.org
  • ብተሌፎን፡ 02 99 78 00 78
  • ኣብ ቦታ: 7 rue de la Parcheminerie, 35000 Renes
ምፍላጡ ዘገድስ!
ሶኒ ካብ ሰዓት 8:45 ክሳብ 12:30

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
erellncerellncኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
mohieddinmohieddinተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
killian douchetkillian douchetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles