Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ተመሃሩ ኣብ ላንግረስ Langres ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Cours de français

ኣዳላዊ Association pour l'Accueil des Travailleurs et des Migrants ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

  • ምኽኣል መዓልታዊን ሞያውን ህይወት ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ከምኡውን ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ከም እተካይዶ ምፍላጥ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣጠቓቕማ መግለጺታትን ተማሃሩ
  • ከምኡውን ብ ዘረባን ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ።

  • ምርካብ ሓገዝ ን ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምርዳእ፡ ሰነዳት፡ ቅጥዕታት፡ ፋክቱራት ወዘተ።
  • ከምኡውን ምኽኣል ደብዳቤ መልሲ ሃቡ፣ ኣየናይ ኣገልግሎት ክትረኽቡ ከም ዘለኩም ምፍላጥ ...ወዘተ

  • ምኽኣል ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ዌብሳይታትን ኣፕሊኬሽናትን ምፍላጥ፡ CAF, France Travail, Ameli, ወዘተ።
  • ምድላይ ኣብ ኢንተርነት ሓበሬታ ድለዩ፣ ኢመይል ኣድራሻ ፍጠር...ወዘተ

  • ምኽኣል ፣ ስነ-ቓላት ተማሃርን ንሓደ ሞያ ዝጥቀሙሉ ቃላት ምፍላጥን
  • ምኽኣል ምርዳእ ናይ ስራሕ ዓለም መግለጺታት መሰላትን ግቡኣትን ሰራሕተኛታት።

ከመይ ንገብሮ?

እቲ ቤት ጽሕፈት ኩሉ ግዜ ሰሉስ ካብ ሰዓት 4 ክሳብ 5 :15 ብዘይ ቆጸራ ኣብዚ ኣድራሻ ክፉት እዩ ።
21 place Le Corbusier, appartement 182, Les tilleuls, 52 200 LANGRES

ምፍላጡ ዘገድስ ንምምዝጋብ፡ መንነት ሰነድ (መንበሪ ፍቓድ፡ ቅብሊት ወዘተ) ከተቕርብን ነቲ ኣበርክቶ €15 (ንዓመት ምሉእ ሓደ ግዜ) ክትከፍሉ ይግባእ።

ምዉቕ ንኣቀባብላ ሰራሕተኛታትን ስደተኛታትን ምስ ማሕበር ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • ብኢመይል ፡ la-cle@aatm.fr
  • ብተሌፎን ወይ ብኤስኤምኤስ፡ 07 89 34 01 97።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • aatm langresኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles