Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ዝተመሓየሸ ኣገባብ ኣብ ሞባይል ምጥቃምን

ምስ ምስ Paroles Voyageuses

ኣዳላዊ Paroles Voyageuses ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ናይ 7 ኣዋርሕ ስልጠና ኮርስ ምስ ናይ ፈረንሳን ዲጂታልን ኮርሳት ብሞባይል ተጠቂምኩም።

እቲ ዕላማ መዓልታዊ ናጻ ምዃንን ብተሌፎንካ ብኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ከመይ ጌርካ ከም እተካይዶ ምፍላጥን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ቃል ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
  • ኣብ ምንባብን ምጽሓፍን ስራሕ።

ኩሉ ተግባራት ሞባይልና (ካልኩሌተር፡ መልሲ ማሽን፡ ኣንፈታት፡ ምትካል ኣፕሊኬሽናት ወዘተ) ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ተማሃር

እምበኣርከስ ሳላ እቲ ስልጠና (ጽሑፍ ፈረንሳን ኣጠቓቕማ ሞባይልን)፡ ናይ ደገ ሓገዝ ከየድለየካ፡ ኣገባባትካ ብኢንተርነት ክትፍጽም ክትመሃር ኢኻ፤

  • CAF,
  • ፈረንሳ ትራቫይልFrance Travail (ናይ ቀደም Pôle emploi)፡
  • ኣሜሊAmeli (መድሕን ጥዕና)...

ከመይ ንገብሮ?

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • paroles voyageusesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • domitilleተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mohieddinተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles