ምርካብ ደገፍን ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ክትድገፉ ምኽኣል
ምስ ምስ Formation de français et recherche d'emploi
ኣዳላዊ Paroles Voyageuses ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anምእንቲ ብቋንቋ ፈረንሳ ንምስጓምን ሞያዊ ፕሮጀክትካ ንምህናጽን ናይ 9 ኣዋርሕ ስልጠና ኮርስ ምስ ፤
- 140 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ
- ሓባራውን ውልቃውን ደገፍ ንስራሕ ምድላይ
- ባህላውን ሞያውን ምውጻእ ምዃኑ’ዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
እቲ ስልጠና ካብ ጥቅምቲ 2024 ክሳብ ግንቦት 2025 ዝካየድ ኮይኑ፡ ትምህርቲ ኩሉ ግዜ ሰሉስን ሓሙስን ንግሆ እዩ።
እቲ ስልጠና ካብ ጥቅምቲ 2024 ክሳብ ግንቦት 2025 ዝካየድ ኮይኑ፡ ትምህርቲ ኩሉ ግዜ ሰሉስን ሓሙስን ንግሆ እዩ።
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን
- ወይ ድማ ሓድሽ መጺኡን CIR ፈሪሙን ክኸውን
- ወይ ድማ ተጠቃሚ ናይቲ RSA ክኸውን
- ኣብ ምብራቓዊ ፓሪስ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ቦታታት ዝነብሩ (መበል 10ይ፣ መበል 11፣ መበል 19፣ መበል 20)።
- ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክኸውን
- ወይ ድማ ሓድሽ መጺኡን CIR ፈሪሙን ክኸውን
- ወይ ድማ ተጠቃሚ ናይቲ RSA ክኸውን
- ኣብ ምብራቓዊ ፓሪስ ኣብ ቀዳምነት ዝወሃቦ ቦታታት ዝነብሩ (መበል 10ይ፣ መበል 11፣ መበል 19፣ መበል 20)።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት