Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፕሮፌሽናል ደረጃ

ምስ ምስ SAS FLE

ኣዳላዊ Boutique Boulot , Contrat Territorial d’Accueil et d’Intégrationኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምእንቲ ሞያዊ ስነ-ቓላት ንምምሃር ኣብ ደረጃታት A1/A2 ን 3 ኣዋርሕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ምውሳድን ክትክእሉ :ኣብ እዚ ስዝዕብ ሞያታት ማለት ህንጻ : ሓምላይ ቦታታትን ኣብ : ዕዳጋ ጀርዲንን: ውልቃዊ ሓገዝ መመገቢ ወዘተ

ምፍላጡ ዘገድስ!
ደረጃ A1.1 ክሳብ A2 ዘለዎም ሰባት ተቐባልነት ኣለዎም። ትምህርቲ ኣብ l’Afpa - Centre de Troyes ኣፍፓ - ማእከል ኣብ Pont-Sainte-Marie. ትሮየስ / ፖንት-ሴንት-ማሪ ይካየድ። ኣብቲ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ወረቐት ዘሎ ካርታ ምሉእ ኮርዲኔት ርኸብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርኣይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ (ሰዋስው፣ ምትሕውዋስ፣ ኣጸሓሕፋ) ተማሃሩ
  • ምስ ደረጃኻ ዝተመዓራረየ መጽሓፍ ኣንብብ

  • ንስራሕካ ወይ ንዝደለኻዮ ስራሕ ዝጠቕሙ ቃላት ፍለጥ፡ መሳርሒታት፡ ሕግታት ድሕነት ወዘተ።
  • ምስ መሳርሕትኻ ብዝበለጸ ክትረዳዳእን ኣብ ስራሕ ንዝቐርብዎ ሕቶታት ሓለፍትኻ ብዝበለጸ ክትርዳእን ተማሃር፣ ርእሰ-ምምሕዳር ክትገብር።
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
እቶም መዝገበ-ቓላት ኣብ ህንጻታት፡ ናይ ሕርሻ ቦታታት ፡ መመገቢ፡ ውልቃዊ ሓገዝ ወዘተ እዮም።

  • ምፍላጥ ኣብ ከተማ ምዝዋር : ብኣውቶቡስ: ብሽክለታ ወዘተ
  • ምፍላጥ ድሕነት ጽርግያ ን እጊ መገድኹም ድማ ብዛዕባ ኮድ ጽርግያ በብቁሩብ ምፍላጥ

ምፍላጡ ዘገድስ
እንተደኣ ደረጃ ምምራሕ መኪና ክህልወኩም ደሊኹም ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ B1 ክህልወኩም ይግባእ
ነቲ INTEGRACODE system ምስ Mob'in ብምውህሃድ፡ መዝገበ-ቓላት ናይቲ ናይ ጽርግያ ኮድ ብዝበለጸ ንምርዳእ ክትክእሉ ኢኹም። ትምህርቲ ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ይካየድ።

ከመይ ንገብሮ?

ንዝያዳ ሓበሬታ ንሚካኤል ሌኖየር ብ coordinator@boutique-boulot.fr ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም ።


ምፍላጡ ዘገድስ
ብተወሳኺ ናብ josiane.abi-aad@yschools.fr ኢመይል ብምልኣኽ ምስ Yschools ቋንቋውን ሞያውን መርመራ ናይ ምግባር ተኽእሎ ኣለኩም ።

10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • michaëlኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • mohieddinተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles