ምስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃር ናይ ስራሕ ምርካብ
ምስ ምስ Professionn'Elles
ኣዳላዊ GO-ON Formation , DDETS 01, communauté de communes de la Plaine de l'Ainኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ን ደረጃ ንA2 ደረጃ ወይ ልዕሊኡ ንዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ዝተሓዝአ ናይ 3 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ፤
- ምእንቲ ምዕባለን ንስራሕ ፈረንሳ ምምሃር እዩ።
- ከምኡውን ንስራሕ ምድላይ ዝጣጥሐ ንዓለም ንግዲ ምርዳእን።
- ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብከመይ ከም ዝጠቅም መዓልታዊ ናጻ ክትከውንንምፍላጥ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ ነጥቢ
እዚ ስልጠና ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ሃውት-ቡገይ l’agglomération du Haut-Bugey ዝነብሩ ዝዓለመ እዩ።
እዚ ስልጠና ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ሃውት-ቡገይ l’agglomération du Haut-Bugey ዝነብሩ ዝዓለመ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ስድራ-ቤት
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ምንጣፍ ኣብ ናይ ቆልዑ መደባት
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
go-on formationኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
nora42ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
mohieddinተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት