ምስ Français "vie professionnelle" - ምምሃር ስራሕ ኮነ ስልጠና ንምርካብ ዝጠቅም ብቅዓት ዘለዎ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ስራሕ ኮነ ስልጠና ንምርካብ ዝጠቅም ብቅዓት ዘለዎ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Français "vie professionnelle"

ኣዳላዊ Association RÉPONSE ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 19 jours

እዚ መደብ እዚ ንምስታፍ ማለት ፣ ምእንቲ ምርካብ ሓገዝን ትምህርትን ደገፍን ካብ ጉጅለ ሰብ ሞያ ን ከምኡውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ምርካብን ይሕግዝ እዩ።

  • ብሳላ እዚ ዕድል እዚ ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወት ብዝበለጸ ኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብ ክትክእሉ
  • ከምኡውን ኣብ ፈረንሳ ዘሎ ዓለም ስራሕን ስራሕ ንምርካብ ምስ ክሕግዙ ዝኽእሉ መሓውራትን የራኽበኩም
  • ኣብ መወዳእታ ስራሕ ንምድላይ ሓያሎ መሳርሒታት ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀሙ የፍልጠኩም።

እዚ ስልጠና እዚ 18 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ን 2 ኣዋርሕ ዝቕጽል ምዃኑ ምፍላጥ የድሊ

ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ ነዚ ስልጠና እዚ ንምስታፍ ክማልኡ ዘለዎም ነገራት
- ፈላማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑን መንበሪ ፍቓድ ዘለዎምን ሰባት ምዃን ። - ከምኡውን እቲ ብCIR (ኮንትራት ን ምውህሃድ) ዝፍለጥ ፈሪሞም ምስ OFII ኮርሳት ዝወድኡ ምዃን ይግባእ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ስራሕ ዝኾኑ ቃላት ምምሃር
  • መሰረታዊ ቓላት ናይ ውልቃዊ መከላኸሊ መሳርሒታት ናይ ድሕነት (PPE) ኣብ ህንጻታት
  • ምውዳብ ናይ መዓልትን ናይ ስራሕ ቦታን።
  • ብግቡእ ውዳበ ውልቃውን ሞያውን ህይወት ምኽኣል
  • ምስታፍ ኣብ ዝተፈለየ ዑደታት ናብ ማእከላት ስልጠና፣ ናይ ብሕቲ ኩባንያታትን ማሕበራዊ ውህደት ትካላትን።
  • ምፍላጥ ኣቀራርባ ሓያሎ ሞያታት
  • ምፍላጥ ክብርታት ሪፓብሊክ ፈረንሳ።

  • እቶም ኣብ ናንሰ ኣብ ከባቢ ናንሲ ስራሕ ወይ ስልጠና ዝህባ Nancy ምኻነን ምፍላጥ
  • ምደብና ምስራሕ ምስ ስራሕ ዝተኣሳሰሩ ፍጻመታት (መድረኻት፡ ምርኢታት ስራሕ)
  • ፈረንሳ ትራቫይልን ናይ ምትእትታው መድረኽን ምጥቃም (ናይ ስራሕ ዕድል ምድላይ፣ ሓበሬታ ምዕራፍ ወዘተ)
  • ምኻኣል ኣብ ኮምፒተር ሲቪ CV ምጽሓፍ
  • ናይ ተበግሶ ደብዳበ ምጽሓፍን ምትዕርራይን።
  • ምስ ሓደ ኣስራሒ ደዊልኩም ብተሌፎን ተራኸብ ወዘተ።

  • እንትተደኣ ደሊኹም ብሳላ እዚ መደብ ኢ ምርካብ ናይ ጉጅለን ውልቃውን ምኽሪ
  • ከምኡውን ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው ን ኽትክእሉ ይሕግዝ።

ከመይ ንገብሮ?

እምበኣርከስ ንሓደ በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ማለት ኣሲስታንት ሶሻል ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ መወከሲ ሚሽን ሎካል ወይ CAF፡ ማሕበራዊ ማእከል ወይ ኣካያዲ መንበሪ ወዘተ) ቆጸራ ንምሓዝ ምስ ማሕበር RÉPONSE ረፖዝ ክራኸብ ሕተቱ፤

ምፍላጥ ዘገድስ!
ቅድሚ ስልጠና ምጅማርኩም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ኩነታትኩም ንምፍላጥ ውልቃዊ ኣኼባ ናይ ምግባር ተኽእሎ ኣለኩም።

እንተደኣ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ቤት ጽሕፈት ማሕበር ኣብ ኣድራሻና ናብ 8 bis rue de Venise  54500 Vandœuvre-lès-Nancy. ምምጻእ ይከኣል እዩ። ሰዓታት ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12:30 ከምኡውን ካብ ሰዓት 13h30 ክሳብ 16 ኣብ ዘሎ ሰዓታታት ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 8 bis rue de Venise, 54500 Vandœuvre-lès-Nancy, France
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • juliepምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • sabrina_asp_fleኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kliተርጓሚ/ሚት
  • mohieddinተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • shayanroushanተርጓሚ/ሚት
  • na-en77ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles