Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብድሕሪኡ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይ

ምስ ምስ Un pas vers l'emploi

ኣዳላዊ ADAGE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

እሽቶ ጉጅለ ናይ 5 ወርሒ መደብእዚ ን12 ደቂ ኣንስትዮ ዝሓቖፈት ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ይህብ

  • ኣብ ፈረንሳ ንመዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝኸውን ኮርሳት ፈረንሳ ምውሳድ
  • ንሞያዊ ፕሮጀክት ደገፍ (ስራሕ ምድላይ፣ ኣብ ሓደ ትካል ልምምድ ምግባር)
  • ከምኡውን ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው ዝሕግዝ ምኽሪ (መጓዓዝያ፡ ጥዕና፡ ክንክን ህጻናት፡ ገንዘባዊ ሓገዝ፡ ውዳበ ህይወት ስድራቤት) ምርካብ።
ምፍላጡ ዘገድስ!እቲ መደብ ብነጻ ከምኡውን ን እናተኸፈልካ ዝካየድ መደብ እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ ዝሓሸ ኣረራርባ ፡ ምርዳእን ምምሕያሽ ክእለት ምጽሓፍን።
  • ርክብ ብፈረንሳ 31 ሰዓታት ኣብ ሰሙን ምፍጻም
  • ምርካብ ወግዓዊ ናይ TCF ፈተና + ደረጃ ምስክር ወረቐት ኣብ መወዳእታ ናይቲ ፕሮግራም (TCF ወይ DELF).።
ትሕቲ 18 ዓመት ምስ እትኾኑ ናይ ሓደ ካብ ወለድኩም ናይ መንበሪ ፍቓድ ቅዳሕ ክትሰዱ ኣለኩም።

  • ምርካብ ንምሩጽ ሞያ ዘኽብር ውልቃዊ ምኽሪ ሓበሪኣትን
  • ምርካብ ስልጠና ናይ ወይ ስራሕ ንምርካብ ዝግበር ደገፍ።
  • ን4 ሰሙን ዝጸንሕ ናይ ትካል ልምምድ ሞያዊ ተመኩሮ ንምርካብ

  • ምክያድ ውልቃዊ ቃለመጠይቕ ምእንቲ ንማሕበራዊ፣ ስድራቤታውን ውልቃውን ጸገማት መፍትሒ ንምርካብ ዝግበር ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምክያድ።
  • ምእንቲ ምፍላጥ መሰላት ንምርካብ ዘኽእል መሰል ናይ ህዝባዊ ኣገልግሎት (ገንዘባዊ ሓገዝ፣ ጥዕና ወዘተ) ምርካብ

ምምሕዳራዊ፣ ውልቃዊ ወይ ሞያዊ ኣገባባት ኣብ ኮምፒተር ንምፍጻም ዝሕግዙ መብርሂታት ምርካብ፤

  • ንኢመይል መልሲ ምሃብ ክትክእሉ፣
  • ሰነድ ወይ ሲቪ CV ምልኣኽ ክትክእሉ፣
  • ከምኡውን ኣብ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ፣ .
  • ከም ናይ መጓዓዝያ ካርድ ምሕዳስ...ክትክእሉ

ከመይ ንገብሮ?

ዕለታት ኣኼባታት ሓበሬታን ዝመጽእ ስልጠናታትን ንምፍላጥ፡ ብስልኪ ቁጽሪ 01 58 59 01 67 ክትድውሉ ወይ ድማ ናብ adage18@orange.fr ኢመይል ክትሰዱ ትኽእሉ ኢኹም።

ትሕቲ 18 ዓመት ምስ ዝኾንካ ናይ ሓደ ካብ ወለድኻ ናይ መንበሪ ፍቓድ ቅዳሕ ክትሰድድ ኣለካ።

Lieu d'accueil

17 Rue Bernard Dimey, 75018 Paris, France

01 58 59 01 67

adage18@orange.fr

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • adageኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • sadek_3ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • anissaተርጓሚ/ሚት
  • pichuተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles