Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪስራሕምስ Accompagnement et activité professionnelle (47 - Lot-et-Garonne)

ስልጠና ስራሕ ንምርካብ ዝኸውን ሓገዝ ርኸቡ

ምስ ምስ Accompagnement et activité professionnelle

AIPISኣዳላዊ AIPIS ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ምርካብ ሓገዝ ስራሕ ንምርካብ ንዝሽገሩ ሰባት ሓገዝ ምስ፣ ኣብ እዚ ዝስዕብ ሞያታት

  • ናይ ስራሕ ጽሬት፣ ጀርዲን ወይ DIY ንምግባር
  • ምኽሪ ንመዓልታዊ ህይወትኩም ዝጠቅም ምርካብ : መጓዓዝያ: ጥዕና: መንበሪ ገዛ ወዘተ ምኽሳብ
ኣዝዩ ኣጋዳሲ ሓበሬታ!
እዚ ደገፍ እዚ ንኽህልወኩም ክህሉ ዘለዎ ነገር
- ኣብ ፈረንሳ ንምስራሕ ፍቓድ፣ ዘለዎ፣ ለኤሰፓሴ ዘለዎ ቅብሊት ወይ መንበሪ ፍቓድ ክህልዎም ይግባእ
- ከምኡ’ውን ስራሕ ክትደልዩን፣ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ክትምዝገብን ትኽእል
- ኣብ ማርማንደ Marmande ወይ ኣብ ጥቓኡ ድማ ይነብሩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንምንቅስቓስ (ትራንስፖርት ምውሳድ፣ ኮድ ናይ ምዝዋር ፍቓድ፣ ወዘተ ምሕላፍ ምኽኣል)
  • ጥዕና ይሃልኹም
  • ገዛ መንበሪ ድለዩ
  • እቶም ካልኦት ተግባራት (ማሕበራዊ ሓገዝ ምሕታት ይካእል፣ ፋይል ምዝገባ ምምላእ ምኽኣል ወዘተ)።

  • ነቲ ድሮ ዘለኩም ሞያዊ ተመኩሮ ኣስፋሕፍሕ
  • ሞያን ሓድሽ ክእለትን ተማሃሩ
  • ምእንቲ ቀዋሚ ስራሕ ድለዩ።

  • ኣብ ስራሕ ሕጉሳት ኩኑ።
  • ምስ መሳርሕትኹም ተራኸብ
  • ኣብ ነብስኹም ርእሰ ተኣማንነት ረኸቡ።

ከመይ ንገብሮ?

ንሓደ ዝድግፈካኩም በዓል ሞያ (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ France Travail, ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ወኪል ተልእኾ ከባቢ፡ Mission locale ኣካያዲ ማእከል መንበሪ ወዘተ) ምስ ማሕበር AIPIS ክትረኽቦ ሕተቶ፤

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
aipisaipisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
mohieddinmohieddinተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
klikliተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
shayanroushanshayanroushanተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles