Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወትኩም ናጻ ንምዃን።

ምስ ምስ Femmes d'ailleurs citoyennes et compétentes

ኣዳላዊ CIDFF Vendée (Centre d’Information sur les Droits des Femmes et des Familles) ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚን4 ኣዋርሕ ኣብ ቨንዲ Vendée, ዝነበራ ደቀንስትዮ መጽናዕትታት፡ነዞም ዝስዕቡ ዕላማታት የተግብር

  • ምእንቲ ንስራሕ ምድላይ ዘጠዓዕሙ ነገራት ንዓለም ንግዲ ምርዳእን ምኽኣል።
  • ውምምዕባል ልቃውን ሞያውን ርእሰ-ምሕደራ
  • ንምርድዳእ ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ክራኸብን ብፈረንሳ ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ዝቕጽል ክፍሊ ካብ 19 ሕዳር 2024 ክሳብ 21 መጋቢት 2025፡ ኩሉ ግዜ ሰሉስን ዓርብን ንግሆ ካብ ሰዓት 9፡30 ክሳብ 12(ብዘይካ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ትምህርቲ) ይውደብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብጽሑፍን ብ ዘረባን ብዝበለጸ ምዝድዳእ
  • ምጽናዕ ንመዓልታዊን ሞያውን ህይወት ዝኸውን ሓደስቲ ቃላት ።

  • ኣብ La Roche ላ ሮሽ ሱር ዮንን ካልኦት ከተማታት ብከመይከመይ እትዝውሩ ምፍላጥ
  • ዝበለጸ ርድኢት ኣብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዙ መሓውራት ምህላው
  • ትካላት ብኸመይን እንታይን ክእለት ከም ዝቖጽራ ምፍላጥ
  • ከምኡውን ኣብ እዋን ቃለ መሕትት ምድላዋት ንነብስኻ ምልላይ
  • ምምላኽ ንምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ስራሕ ምድላይን ኢንተርነት
  • እንተላት ኣብቲ AFPA ዝተባህለ ናይ ስልጠና ትካል ምብጻሕን ኣብ ቴክኒካዊ ዓውደ መጽናዕትታት ምስታፍን ምኽኣል።

  • ብግራንድ ኣር ናይ ላ ሮሽ le Grand R de La Roche ኣብ ዮን Yon ኣብ ዝተዳለወ ምርኢት ምስታፍ
  • ምፍታን ስፖርታዊ ንጥፈታት

ከመይ ንገብሮ?

  • ብ ቁጽሪ ብስልኪ፡ 02 51 08 84 84
  • ብምጽሓፍ ናብ ብኢመይል ፡ accueil@cidff85.fr
  • ኣብቲ ቦታ፡ ኣድራሻና 10 Avenue du Littoral, 85000 La Roche sur Yon.
ምፍላጡ ዘገድስ!
ናይ ስራሕ ሰዓታት፡ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ሓሙስ ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12:30

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • cidff85ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • camillechተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles