ምርካብ ደገፍ ኣብ ምጽንባር ጉጅለ መንእሰያት LGBTQIA+
ምስ ምስ Espaces communs
ኣዳላዊ Urgence Homophobie ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуእዚ ንመንእሰያት (18-30 ዓመት ዝዕድሚኦም ) LGBTQIA+ ዝኸውን ናይ ደገፍ መደብ፤
- ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ምምሕዳርን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ምርዳእ ምኽኣል
- ከምኡውን ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ምኽሪ ረኸብ ንምርካብ ምሕጋዝ
- ንምስታፍ ኣብ ስነ-ጥበባውን ስፖርታውን ንጥፈታን ምምራሕ
- በዚ ኣጋጣሚ ድማ ምስ ሓደስቲ ሰባት ምርኻብ ዕላልን ተመኩሮታት ተኽእሎታት ንምዕባይ ዝዓለመ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
እዚ ኣብ ሰሙን 3 ዛዕባታት ዝካየድ መደባት ብንኣሽቱ ጉጅለታት፡ ምሸት ካብ 15 ጥቅምቲ ክሳብ 15 ታሕሳስ 2024 እዩ።
እዚ ኣብ ሰሙን 3 ዛዕባታት ዝካየድ መደባት ብንኣሽቱ ጉጅለታት፡ ምሸት ካብ 15 ጥቅምቲ ክሳብ 15 ታሕሳስ 2024 እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምፍላጥ ሕግን መሰላተይትን ከምዝኽበር ምግባሩን፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምንጣፍ ኣብ ባህላዊ መደባት
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
mel-urgencehomophobieኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
moreauተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት