Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ፕሮፌሽናል ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Declic'FLE

ኣዳላዊ Sam' Compétences ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ንትሕቲ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ኣብ ሰሙን 7 ሰዓታት ስልጠና ውሃብ እዩ፤

  • ሞያዊ ፕሮፌሽናል ፈረንሳ ተማሃሩ
  • ምእንቲ ኣብ ፈረንሳ ናብ ዓለም ስራሕ ንምእታው ምድላዋት ምግባር ክትክእሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ናይ ኣፋውን ናይ ጽሑፍን ክእለትኩም ኣመሓይሹ
  • ንመዓልታዊን ሞያውን ህይወትኩም ዝኸውን ቃላት ምፍላጥ።

  • ብደረጃ ውልቀሰብ ዝውደ መከላኸሊ መሳርሒታት (PPE)ን ድሕነት ናይ ስራሕ ቦታን ምምሃር
  • ንሓደ ኣገዳሲ መምርሒ ምርዳእ
  • ከምኡውን ናይ ሓደ ሰራሕተኛ መሰላትን ግቡኣትን ምፍላጥ፡ ናይ ሕማም ዕረፍቲ፡ ዝኽፈል ዕረፍቲ ወዘተ ምፍላጥ።
  • ምስ ኣካየድትን መሳርሕትን ርክብ ምግባር...ወዘተ ምኽኣል

  • ኣቀራርባታ ናይ ዝተፈላለዩ ሞያ ምፍላጥ
  • ምፍላጥ ንነፍሲ ወከፍ ጽላት ንጥፈታት ዝኸውን ቃላት።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ማሕበራዊ ሰራሕተኛታት ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይልካFrance Travail,፡ መወከሲ ሚሽን ሎካልMission Locale፡ ኣካያዲ ማእከል መንበሪኻ ወዘተ ምስ ማእከል ስልጠና ሳም’ኮምፔተንስ ክረኽብዎ ኣለዎም፤

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • sandrine- sam85ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • mohieddinተርጓሚ/ሚት
  • masoodተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • camigbተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles