Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ናብ ሞያዊ ህይወት ንምእታው።

ምስ ምስ Atelier Linguistique Pass Emploi (ALPE)

ኣዳላዊ Atouts Cours , Mission Locale de Parisኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽን ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብን ዝሕግዝ ናይ 54 ሰዓታት መደብ፡ ምስ፤

  • ምስታፍ ፕሮፌሽናል ናይ ፈረንሳ ኮርሳት
  • ምውህሃድ ዓለም ስራሕ: ኩባንያታት: መሰላት ሰራሕተኛታት
  • ሲቪን CV መበገሲ ናይ አበግሶ ደብዳቤን ንምፍጣር ዝሕግዙ ምኽርታት
  • ን ስራሕ ዝከውን ንቃለ መሕትት ምድላው
  • ምርካብ ብሕታዊ ደገፍ።
ምላጡ ዘገድስ
ስልጠናና ካብ 6 ክሳብ 8 ሰባት ብዝቖመት ንእሽቶ ጉጅለ ዝዳሎ እዩ።
ቅድሚ ምጅማር ኣብ ናይ ሓበሬታ ምስታፍ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንስራሕ ዝኸውን ቃላት ምውህሃድ
  • ናይ ሞያ ሰነዳት (ውዕሊ፣ ክፍሊት ስሊፕ ወዘተ) ምርዳእ
  • ምስ ሓላፊኻ፡ መሳርሕትኻ፡ ዓማዊልካ ክትረዳዳእ ተማሃር...ወዘተ

  • ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ዝሕግዙ ሜላታት
  • ሲቪ፡ ናይ ሽፋን ደብዳቤ፡ ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት።
  • ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምስትምሃር
  • ምግባር ዑደት ኩባንያ ወይ ማሕበር ዑደት

ምርካብ ምኽሪ ካብ ክኢላታት ሞያዊ ውህደት፣ ምስ መንእሰያት ተመኩሮ ዘለዎም።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

72 quater Rue Philippe de Girard, 75018 Paris, France

01 46 07 44 69

henri-paul@atoutscours.org

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • atoutscoursኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • casiaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles