Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ውሰድ

ምስ ምስ Ateliers Relais vers l'Emploi

ኣዳላዊ L'île aux langues ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳን ደገፍን ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው።

እቲ ናይ 2 ሰዓታት ትምህርቲ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ዝውሰድ ኮይኑ (ኣብ መዓልቲ) ይውደብ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ዓመት ምሉእ ኮርሳት ምጅማር ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ብቃላትን ብጽሑፍን ምዝርራብ
  • ምእንቲ ንመሰረታዊ ተግባራት ኮምፒተርን ካልኦት ዲጂታላዊ መሳርሒታትን ምጥቃም።

  • ሞያዊ ፕሮጀክትም ኣረጋግጽ እሞ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ወይ ድሕሪ ኮርስ ፈረንሳ ስራሕ ድለ
  • ሞያኢ ምምሕዳር ንምምሃር ስልጠና ድለ።

  • ምእንቲ ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት ትምህርቲ፣ ካልእ ስልጠና ንምስራሕ ወይ ናይ ክፍለ ግዜ ስራሕ ንኽህልወካ ግዜ ንኽህልወካ
  • ተሳተፉ ኮርሳት ብቐዋምነት ይኽፈቱ፣ ምእታው ዓመት ምሉእ ይከኣል።

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

19 Rue Emile Duployé, 75018 Paris, France

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • lialኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • lxrikተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles