Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምንባብን ምጽሓፍን ምጥቃምን ተማሃሩ

ምስ ምስ Décodage des silences

ኣዳላዊ ABC FORMATION ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ መደብ እዚ ንኹሎም ፈረንሳ ንዝነብሩን ግን ከኣ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ንዘይዛረቡን ዘይጽሕፉን ሰባት ንምምሃር ክፉታት ዝኾኑ ምሉኣት ጀመርቲ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት እዮም።

ምስ ቋንቋ ፈረንሳ ዝያዳ ምቹእነት ንኽስምዓና ምንባብን ምጽሓፍን ምዝርራብን ኮምፒተር ምጥቃምን ንመሃር።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምእንቲ መሰረታዊ ፍልጠትን ክእለትን (ንባብ፡ ምጽሓፍ) ምምሃር ምኽኣል
  • ከምኡውን ቀሊል ጽሑፍ ኣንብብ፡ ተረዲእካ ጽሓፍ
  • እኝተላይ ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ደረጃ ምምሕያሽ ክትክእሉ።

  • ምእኝቲ ምስ ኣብ ከባቢኹምን ምስ ሕብረተሰብኩምን ብዝቐለለ ቋንቋዊ ኣገባብ ርክብ ክትገብሩ
  • ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ምዕላል ፣ ንነብስኹም ክትርድኡን ምኽኣል
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ነጻ ኲይንኩም ክትነብሩ ምኽኣል።

  • ኣገባብ ቁጽሪ ምቑጻር ብቐኢሉ ተማሃር፣ ቀለልቲ ስርሓት (ምድማር፣ ምንካይ ወዘተ) ምግባር ክትክእሉ
  • ን መዓልታዊ ተጠቐም (ሚእታዊ ምሕሳብ፣ ባጀት ምግባር ወዘተ)። ምግባር

  • ምድህሳ ጽሑፍ ጽሓፍ፣ ኢንተርነት ምኽኣል
  • ከምኡውን ቀሊል ሶፍትዌር ንምዃን ምኽኣል

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ዕለታት ናይ ዝመጽእ ስልጠናታት ንምፍላጥን ደሊኹም፣ በዚ ምሕታት ትክእሉ ኢኹም

  • ብ 01 34 15 40 62 ደውሉ።
  • ኣብ ዋትስኣፕ ናብ 07 68 84 18 66 መልእኽቲ ጽሓፉ።

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • abc formation1986ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • tushተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • moreauተርጓሚ/ሚት
  • sarachloeተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles