ምምሃር ኣብ ቫል-ደ-ማርን ክትሰርሕ ፈረንሳ ምስ እትደልዩ
ምስ ምስ Emmaüs Solidarité Compétences
ኣዳላዊ EMMAÜS Solidarité Compétences ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 9 moisናይ 6 ወርሒ መደብ ምስ፤
- ናይ 150 ሰዓታት ፕሮፌሽናል ኮርስ ፈረንሳ
- ናይ DELF 36 ሰዓታት ምድላውን ኣብ መወዳእታ ስልጠና ንፈተና ምዝገባን ምግባር
- 24 ሰዓታት ትያትር : ድምጽታት፡ ኣደማምጻ፡ ርክብ
- 21 ሰዓታት ኮምፒተርን ጠቐምቲ ሳይታትን ከመይ ጌርና ከም እንጥቀም ንምፍላጥ
- 26 ሰዓታት ስፖርት : ጽቡቕ ምህላውን ምዝንጋዕን
- ስራሕ ንምድላይ 18 ሰዓታት
- ውልቃዊ ደገፍ ምስ ኣማኻሪ ስራሕ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ምምሕዳር
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
ninazntኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rouaa karimተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
laura emrysተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
killian douchetተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
roein-337ተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
coordinatrice sabineኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
sarakhተርጓሚ/ሚት
na-en77ተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ma2151ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት