ምስ Réseau ALFEST 93 - ምርካብ ዝሰማምዓኩም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ዝሰማምዓኩም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ

ምስ ምስ Réseau ALFEST 93

ኣዳላዊ Habitat-Cité , Département de la Seine-Saint-Denis, Préfecture de la Seine-Saint-Denis, Préfecture de la région d'Ile de France, Pactes des solidarités, FAMI, Est Ensembleኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ምስ ደረኩም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ንምግምጋምን ንዝስዕቡ ኮርስ ንምርካብ ዝሕግዘኩም ነጻ ኣገልግሎት፤ ንምርካብ ዝተዳለአ እዩ

  • ደረጃኹም ምግምጋም
  • ድሌታትኩም (ሞያዊ ፡ ዝርርብ ርክብ ምግባር፡ ጽሑፍ ምጽሓፍ ወዘተ)
  • ዝጥዕመኩም ሰዓታት (ምሸት፡ ሰሙናዊ ዕረፍቲ ወዘተ)።
ኣዝዩ ዘገድስ
ነዚ ኣገልግሎት ንምጥቃም፡ ኣብ ሓንቲ ካብዘን ከተማታት፡ Bagnolet ባግኖሌት፡ ቦቢግኒ፡Bobigny, ቦንዲ፡Bondy, ለስ ሊላስ፡Les Lilas ሞንትሩይል፡Montreuil ኖይሲ-ለ-ሴክ፡Noisy-le-Sec, ፓንቲን፡Pantin ለ ፕረ-ሴንት- ክትነብር ወይ ክትዕቆብ፡ ወይ ክትሰርሕ፡ ወይ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ክህልወኩም ኣለዎ። ጀርቫይስ Le Pré-Saint-Gervais ወይ ሮማንቪልRomainville.።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንኹነታት ዝምጥን መንገዲ ሓግዝ ርኸቡ
  • ኣብ ጥቓ ገዛትኹም ወይ ስራሕኩም።

  • ምርካብ ኣብቲ ኮርስ ንምምዝጋብ ዝሕግዙ ምኽርታት መኣሉ
  • ደረጃኹ ፈሊጥኩም ኣብ ሓደ ደረጃ ዘለዎም ጉጅለ ተማሃሮ ተጸምበሩ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዝያዳ ናጻ ኴይንኩም ብዝበለጸ ምዝርራብ ከኣሉ።

ብኢንተርነት ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ናብ መርበብ ሓበሬታ www.reseau-alfest.fr ኪዱ
  2. ኣብ ካርታ ወይ ኣብቲ ዝርዝር ኣብ ከተማኹም ጠውቑ
  3. ኣብቲ ካላንደር > ብምጥዋቕ ሰሙናት ንቕድሚት ንቕድሚት ክፉት ቆጸራ ክትረክቡ
  4. ነቲ ቅጥዒ ብግቡእ ፣ ምሉእ ብስም፣ ዕለት ልደት፣ ቁጽሪ ተሌፎን ምልእዎ።
ምፍላጡ ዘግድስ
ንኻልእ ሰብ ቆጸራ ክትሕዝ ትኽእል ኢኻ፡ ወይ ድማ ንሓደ በዓል ሞያ ቆጸራ ክገብረልካ ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 7-9 Rue de la Liberté, 93500 Pantin, France
  • 0633448254
  • pantin@reseau-alfest.fr

  • 23 Rue Roger Salengro, 93140 Bondy, France
  • 07 82 86 14 64
  • bondy@reseau-alfest.fr

  • 4 Rue de l'Union, 93000 Bobigny, France
  • 0633448254
  • bobigny@reseau-alfest.fr

  • 193 Rue de Paris, 93260 Les Lilas, France
  • 0782861464
  • les-lilas@reseau-alfest.fr

  • 14 Rue de la Beaune, 93100 Montreuil, France
  • 0745036685
  • montreuil@reseau-alfest.fr
Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • reseau-alfestኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • ju20ተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles