ምርካብ ደገፍ ንምርካብ ስራሕ ምኽኣል
ምስ ምስ Programme EXPLOI
ኣዳላዊ Ares+ ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ካብ 3 ክሳብ 6 ወርሒ ዝጸንሕ መደብ፡ ምስ ሰብ ሞያ ኣብ እዚ ዝስዕብ ምስታፍ
- ንሞያዊ ፕሮጀክት ዝግበር ደገፍ ምርካብ
- ኣብ ፈረንሳ travail en France ብዛዕባ ዓለም ስራሕ ዝምልከት ዓውደ መጽናዕትታት
- ትካላት ዝደልያ ሞያታት ዝምልከት ኣቀራርባ
- ሲቪ CV ንምፍጣርን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ንምርካብን ዝሕግዙ ምኽርታት
- ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ ።
እቲ ዕላማ ኣብ መዓልታዊን ሞያዊን ህይወት ናጻ ምዃን እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ፈረንሳይ
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
ares+ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
rama anzouተርጓሚ/ሚት
cathyw99ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nora42ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት