ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Préparation DELF à Ambérieu-en-Bugey
ኣዳላዊGO-ON Formation
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 55 ሰዓት
ዝርከበሉ መዓልቲሓሙስ, ዓርብ
ኣበይ ?
ምድላው ንፈተና DELF A2 ወይ B1 ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ናይ 55 ሰዓታት ስልጠና ንፈተና DELF ንምርዳእን ንምድላውን፡ ደረጃ A2 ወይ B1።
እዋናት ናይ ሰልጠና ሰሉስ፡ ሓሙስን ዓርብን ካብ ሰዓት 9 ክሳብ 12 ከምኡውን 13 ክሳብ 16
ብፍላጡ ዘገድስ!
ስልጠናና ካብ 12/12/2024 ወይ 12 02 2025 ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር ዓ.ም.ኣብዞም ዝስዕቡ ዕለታት ምስ ማእከል ስልጠና ተወከሱ።
ስልጠናና ካብ 12/12/2024 ወይ 12 02 2025 ጥቅምቲ ክሳብ ሕዳር ዓ.ም.ኣብዞም ዝስዕቡ ዕለታት ምስ ማእከል ስልጠና ተወከሱ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ብቃልን ብጽሑፍን ብዝበለጸ ምዝርራብ
- ሓጸርቲ ጽሑፋት ምንባብን ምርዳእን ሕቶታት ምምላስን ክኽእል...ወዘተ
እቲ ማእከል ስልጠና ንፈተና DELF ምዝገባን ክፍሊትን ፣ ኩሉ ብነጻ እዩ።
- ደገፍን ምኽርን ካብ ሞያዊ ኣሰልጣኒ ን8 መዓልታት ንደ.ወ.ሓ.ት DELF ክትወስድ ድሉው ክትከውን
- ኣገባብ መርመራ ምርዳእን ምጥቃምን መለማመዲታት ኣለኩም።
ከመይ ንገብሮ?
ኣብዚ ኮርስ ንምስታፍ፡ ነዚ ናይ ምዝገባ ቅጥዒ ንምምላእ፡ ንሓደ በዓል ሞያ (ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡France Travail, ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ወኪል ተልእኾ ከባቢ፡ ኣካያዲ ማእከል መንበሪ ወዘተ) ክትሓትት ኣለካ formulaire d’inscription.
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ብ ሊንክ ወይ ፈለግ ሼር ግበሩዎ
communauté de communes de la Plaine de l'Ain
DDETS 01
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ