Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ንሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምጅማር ምእንቲ ክትክእሉ

ምስ ምስ FACE Loire Atlantique

ኣዳላዊ FACE Loire Atlantique ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ንምህናጽ ናይ 4 ወርሒ መደብ ምሳና ፕሮጃክትኹም ህነጹ፤

  • ውልቃዊ ደገፍ ንምርካብ (ምኽሪ ሞያ ምምራጽን ስራሕ ምርካብን፣ ሲቪ CV ወዘተ ንምድላው ምኽኣል)
  • ናይ ጉጅለ ሓባራዊ ኮርሳት (ኣብ ሓደ ትካል ህይወት ምርዳእን ምድላውን) ክትክእሉ
  • ብሓደ ኣሰልጣኒ ስፖንሰርሺፕ ምርካብ
  • ብቋንቋ ፈረንሳ ዕላላት ክትሳተፉ ምኽኣል
  • ከምኡውን ምስ ሰብ ሞያ ርክብ ምግባር (ምብጻሕ ትካል፡ ኣቀራርባ ስራሕ ወዘተ)።ነሳልጥ
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ዝቕጽል ስልጠና ካብ 9 መስከረም 2024 እዩ ይጅምር።
ንዕለታት 2025 ን FACE Loire-Atlantique ተወከሱ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሞያዊ ክእለትኩም ምልላይን ኣምዕባይን
  • ንቢዝነስ ኮዳት ንምርዳእን ምስ ካልኦት ሰብ ሞያ ንምርኻብን ካብ ፕሮፌሽናል ኣሰልጣኒ ምኽሪ
  • ሲቪ ምግባር CV
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ ዝሕግዙ ሜላታት
  • ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው
  • ትካላት ዝድለዩ ሞያታት ምርካብ።

  • ኣብ ኩነታትኩም ዕላማኹን ዝተመርኮሰ ምኽሪ
  • ኣብ መስርሕ ምሕጋዝ (ፋይል ምምላእ፣ ቆጸራ ምሓዝ፣ ሰነድ ምልኣኽ ወዘተ)።

  • ንግዳዊ ቃላት ምጥቃም ከኣሉ
  • ዕላላት ብዛዕባ ባህሊ፡ መግቢ፡ ምስ ኣብቲ ትካል ዘለዉ መሳርሕትኻ ክትረዳዳእ ክትክእሉ ኢኹም።

ሰብ ሞያ ነቲ ተግባራት የሰንኹም እምብር ባዕሎም ኣይገብርልኩምን እዮም። ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክትኩም ናጻ ክትከውን ይሕግዙኻ፣ ድሕሪ ስልጠና ድማ ባዕልኻ ክትገብሮ ይቕጽሉ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪና፡ 06 76 20 52 00
  • ብኢመይልና jlecostoec@facela.fr
  • ብቐጥታ ኣብ ቤት ጽሕፈትና፡ 1 avenue de l'Angevinière, 13ᵉ étage, Bureaux du Sillon, 44800 Saint-Herblain.

Lieu d'accueil

1 Av. de l'Angevinière, 44800 Saint-Herblain, France

06 76 20 52 00

jlecostoec@facela.fr

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • johanne face laኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • abc formation1986ተርጓሚ/ሚት
  • nour alhoudaተርጓሚ/ሚት
  • lxrikተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles