ምርካብ ደገፍ ኣብ መስርሕ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት
ምስ ምስ Permanence Droits Sociaux
ኣዳላዊ Act Up Paris ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anእዚ ን ምስ ኤችኣይቪ (ኤይድስ) ንዝነብሩ ሰባት ማሕበራውን ጥዕናውን መሰላት ኣብ ምርካብ ዝሕግዙ ሰብ ሞያ ዘለዎ ቤት ጽሕፈት ፤ ኮይኑ እዚ ዝስዕብ ንምግባር ዝዓለመ እዩ
- ንካብ CAF ገንዘባዊ ሓገዝ ንምርካብ ምሕታት ምእንቲ ክትክእሉ
- ኣብ ንማሕበራዊ ኣባይቲ ምሕታት፣ ናይ ብሕቲ መንበሪ ምድላይ፣ ብዛዕባ መንበሪ ጠለባት ንምርካብ ክትሕገዙ
- ንምፍታሕ ሕጋዊ ጸገም ምፍታሕ፡ ጠበቓ ምድላይ
- ንምሕታት መንበሪ ፍቓድ ንምርካብ ምሕታት
- ከምኡውን ን ዘድልዮም ሰባት ምኽሪ፣ መድሃኒታት፣ ዝርዝር ርክብ ሓካይምን ክኢላታት ጥዕናን ንኽህልዎም ንምግባርን እዩ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
anihተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት