Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምሕደራ ኣባይቲ ተማሃሩ

ምስ ምስ Savoir Habiter

ኣዳላዊ Association pour l'Accueil des Travailleurs et des Migrants ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እዚ ንሰሙን ሓደ መዓልትን ፈረቓን ዝጸንሕ መደብ፡ ን1 ወርሒ ካብኡ ፡ ምኽሪ ኣብ እዞም ዝስዕቡ መዳያት ማለት

  • ንመንበሪ ኣባይቲ ዝኸውን ባጀት።
  • ቅርዑይ ምሕደራ ልምድታት
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ወረቓቕትን ንኣባይቲ ዝምልከት ምዃኑ’ዩ።
  • ምክልኻል ሓደጋኣብ ከመይ ጌርና ንከላኸል ምፍላጥ ።

ናይ እዚ እቲ ዕላማ መደብ፣ ኣብ ቤትኩም ብናጻን ብሰላምን ምንባር ምኽኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽርን መግለጺታትን ምሃብ
  • ሓቀኛ ኩነታት ምግንዛብ።

ኣቢ ንምስታፍ ናይ ምዝገባ ክፍሊት የለን፣ ዝኾነ ሰብ ክምዝገብ ይኽእል እዩ።

  • ንናይ ኣባይቲ ጠቀስ ቃላትን ሓረጋትን ምምሃር
  • ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ኮምፒተር ምጥቃም ምኽኣል።

ከመይ ንገብሮ?

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • aatmኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • clieseilleተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • djedoተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • nora42ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles