ምጥቃም ምምሕዳራዊ ኣገባባት ንምፍጻም ብኮምፒተር ምኽኣል
ምስ ምስ Ateliers numérique gratuits
ኣዳላዊ Association pour l'Accueil des Travailleurs et des Migrants ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуብከመይ ጌርካ ከም እትመሃር ነጻ ዓውደ መጽናዕትታት፤
- ዲጂታላዊ መሳርሒታት (ኮምፒተር፡ ስማርትፎን፡ መሕተሚ ወዘተ) ምጥቃም
- ኣብ ኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ንኹሉ ክፉታት እዮም ግን ኣቐዲምኩም ክትምዝገቡ ኣለኩም።
እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ንኹሉ ክፉታት እዮም ግን ኣቐዲምኩም ክትምዝገቡ ኣለኩም።
ኣብዞም ዓውደ መጽናዕትታት ዝቐረቡ ቴማታት ገለ ኣብነታት እነሆ፤
- ምትእስሳር መሳርሒታት ኮምፒተር
- ኢንተርነት ምድህሳስን ምድላይን እዩ።
- ናይ ኢመይል ሳጹን ምፍጣርን ምምሕዳርን።
- ኣቀማምጣ ናይ ሓደ ሰነድ
- ምዝገባን ኣጠቓቕማን ናይ ምምሕዳራዊ ኣገባብ ሳይታት (CAF, France Connect, ወዘተ)
- ስራሕ ምድላይ ክትካሉ
- ፈረንሳ ንምምሃር ነጻ መርበባት ሓበሬታ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ
ፈረንሳይ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጉዳያተይ ባዕለይ አሳልጥ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
aatmኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
camillechተርጓሚ/ሚት
abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት