ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ la Drôme ዝበሃል ቦታ
ምስ ምስ AGIR 26
ኣዳላዊ AGIR , AGIR, Gouvernement, Union Européenneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእቲ ብ AGIR ኣጂር ዝበሃል ዝፍለጥ መደብ ንፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ንኽረኽቡ ዝሕግዝ መስርሕ እዩ ።
ብመሰረት እቲ ፕሮግራም ናይ ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትኩምን ኣብ ኣገባባቶምን ምስላጥ ይሕግዘኩም እዩ።
ኣብ እዘም ንዝስዕቡ፣ መስርሕ ደገፍ ከውህበኩም ይኽእል፤
- ንመላእ ቢኤተሰብኩምን ንዓኻኹምን ንደቅኹምን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ።
- ኣብ መንበሪ ንምርካብ ምትሕብባር
- ኣንትደኣ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብደሊኹም
- ስራሕ ንኽትረኽቡ ምስ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብምትሕብባር
- ከምኡውን ን ኣብ መዓልታዊ ህይወትዘጋጥም ብድሆታት ከም እኒ (ምሕብሓብ ህጻናት፡ክትትል ጥዕና፡ ናይ መጓዓዝየ ) መፍትሒ ምድላይ
ኣብዚ መደብ ናይ ደገፍ ኣጂር AGIR እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ናባኹም ቀሪቡ ብዝፍረም ውዕል ወግዓዊ ይኸውን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ግዝበር ንጥፈት ምስታፍ ከም ዘለኩም ኣስተውዕሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት