ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Destination Emploi
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ሓተትቲ ዑቕባ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1, B2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜኣብ መንጎ 6 ን 8 ዘሎ ወርሒ
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 2 በብ ውሱን ግዜ ናይ ወርሒ
ኩነታት
ናይ CIR ን ናይ OFII ኮርሳት ወዲእኩም እንተኮይንኩም
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ስራሕ ምድላይካ ደገፍ ምህላው
እንታዩ’ዩ ?
ምእንቲ ነባሪ ስራሕ ንምርካብ ካብ 6 ክሳብ 8 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ብሕታዊ ደገፍ እዩ ዕላም እዚ ስልተና ።
እዚ ኮርስ ንሓደስቲ መጻእቲ (ትሕቲ 5 ዓመት ኣብ ፈረንሳ ዝኣተዉ ሰባት) ክፉት እዩ።
ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትን ውልቃዊ ቃለ መሕትትን ንዝስዕቡ ይቐርብ፤
- ናይ ትካል ኮዳት ርኸብ፣
- ናይ ሞያ መንገድኻ ኣቕሪብካ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም ሃነጹ...
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ምእንቲ ሓባራዊ ደገፍ፡ ቴክኒካዊ ስራሕ ምድላይ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ባህላዊ ዓውደ መጽናዕቲን ኣብ መንጎ ሰባት ዝግበር ክእለትን ካልእን ክትረኽቡ ምኽኣል ።
- ኣብ መወዳእታ ድማ ውልቃዊ ደገፍ፡ ኣብ ወርሒ ክልተ ግዜ ኣካላዊ ቃለ መሕትትን ኣብ ሰሙን ብተሌፎን ምክትታልን ን6 ክሳብ 8 ኣዋርሕ።
- ኣኣብ እቲ ካብ መርበብ ትካልእት ግዝያዊ ስራሕ ዝሰርሓ ኩባንያታትን ካብ ኩሉ ጽላታት ንጥፈታት ምስ ሰብ ሞያ ናይ ምርኻብ ዕድል የርሑ ።
- ኣብ ሞያዊ ውህደትካ ዕዉት: ኣብ ሓደ ትካል ምጥሓል (ኢንተርንሺፕ: ምብጻሕ ትካል) ትኽእሉ ።
- ዝተወስደ ስጉምትታት ዓቅብዎ ግበር
- ንዘጋጥሙ ጸገማት መፍትሒ ምድላይ ከኣሉ።
ከመይ ንገብሮ?
ቆጸራ ንምሓዝ ፤
- ብኢመይል ፡ mediterranee@crepi.org
- ብስልኪ፡ 06 35 99 23 07
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ