ምርካብ ትምህርቲ ፕሮፌሽናል ፈረንሳ ደረጃ B1
ምስ ምስ FISPE
ኣዳላዊ FISPE - Français pour l’insertion sociale et professionnelle en Europe ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ DELF B1 ምድላው፣ ከምኡውን ዲጂታላዊ ኮርሳትን ሞያዊ ደገፍን ብቐሊሉ ስራሕ ንምርካብ ዝዓለመ እዩ።
ናይ ትምህርቲ እዋን ንግሆ ንግሆ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ናይ 3 ሰዓታት ትምህርቲ ኣሎ።
ኣዝዩ ዘገስድ
ኣብቲ ስልጠና ንምስታፍ፡ ክህልወካ ኣለዎ፤
- ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ኣድራሻ
- ዝተሓተ ደረጃ A2 ብቋንቋ ፈረንሳ ዝሓለፍኩም ክትኮኑ ይግባእ።
ኣብቲ ስልጠና ንምስታፍ፡ ክህልወካ ኣለዎ፤
- ኣብ ፓሪስ ዝርከብ ኣድራሻ
- ዝተሓተ ደረጃ A2 ብቋንቋ ፈረንሳ ዝሓለፍኩም ክትኮኑ ይግባእ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
fispeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
gitoroተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
darcyተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት