Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሰማዒን ሓጋዚን ኣብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ኩነት

ምስ ምስ Cap Santé

ኣዳላዊ La Sauvegarde des Yvelines ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ውልቃዊ ዝርርብ ምስ ክኢላ ስነ-ኣእምሮ ን ምርካብ ምእንቲ ክሰምዓኩም ክትዛረቡን ፣ ምሳኻ ክዛረብን ጽቡቕ ስምዒት ንኽስምዓኩም ምእንቲ ክሕግዘኩም ዝዓለመ መደብ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላ ሰሙናዊ (= ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ) ከምኡ’ውን ምስጢራዊ ዘርባት የቕርበልኩም።

ስሩዕ ክትትል ይህበኩም፣ ምስ ኩነታትኩም ዝተመጣጠነ ሓልዮትን ምኽሪን ድማ ትረኽቡ።

ብዛዕባ ኩሎም ዝምልከቱኻ ዛዕባታት ክትዛረቡ ፡ ክትስምዑ ውልቃዊን ብሕታዊ ምኽሪ ክትረክቡን ትኽእሉ ኢኹም።

ድሌትኩም እንተኾይኑብተሌፎን ተርጓሚ ክንሰርዕ ንኽእል ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

ንካፕ ሳንቴ Cap Santé ብስልኪ ቁጽሪ 07 86 26 97 54 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።

  • ሌስ ሙሮስ፡Les Mureaux 06 23 24 44 09
  • ኮንፍላንስ-ሴንት-ሆኖሪን፡Conflans-Sainte-Honorine 06 18 10 79 40
  • ቨርሳይ፡ Versailles 06 29 43 87 98
ቆጸራኹም ምስ ገበርኩም እቲ ምኽሪ እትረኽብሉ ቦታ ክሕበር እዩ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • cap santéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • issam boulekተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles