ምስ UDAIM 57 - ናብ ናይ ስራሕ ምሕጋዝ ኣብ እትገብርዎ ጉዕዞ ሰሪሕኩም ድጋፍ ይግበርኩም - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናብ ናይ ስራሕ ምሕጋዝ ኣብ እትገብርዎ ጉዕዞ ሰሪሕኩም ድጋፍ ይግበርኩም

ምስ ምስ UDAIM 57

ኣዳላዊ Union des Associations Intermédiaires de Moselle (UDAIM) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ንምሕጋዝ ስራሕ ንምርካብ ንዝሽገሩ ሰባት ምስ፤

  • ምስ መንጎኛ ማሕበር  association intermédiaire ተልእኾታት ይሰርሑ : ጽሬት፣ ጀርዲን፣ ሓባራዊ ምምጋብ፣ ህንጻ፣ መዘናግዕን መንእሰያትን...ወዘተ
  • ምህላው ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባት ንምፍጻም ዝሕግዝ ምኽሪ፡ መጓዓዝያ፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ምንቅስቓስ (መጓዓዝያ)...ወዘተ
ምፍላጡ ዘገድስ መንጎኛ ማሕበር ንሰባት ናይ ስራሕ ምደባ ንኽረኽቡ ዝሕግዝ ናይ ውህደት፣ ምቕባል፣ ሓበሬታን መምርሕን ዝሕግዝ መሓውር እዩ።
ናይ ስራሕ ምደባ ክህልወኩም ክትድገፉን ትኽእሉ ፡ - ናይ ውሱን ግዜ፡ ቀዋሚ ወይ ግዝያዊ ስራሕ ምርካብ ክትረክብ ክትጽገሙ ኣለኩም - ንኽትዘውር ናይ ምዝዋር ወይ ናይ መኪና ፍቓድ ዘይብልኩም - ትሑት ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልወኩም - ናይ ተበግሶ ናይ ስራህ ምድላይ - ኣብ ሞሰል Moselle ክትነብር ኣለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ክእለትኩም ኣማዕብልን ሞያዊ ተመኩሮ ንምጥራይ ክትክእሉ።
  • ውሱን ግዜ ወይ ስሩዕ ተልእኾታት ኣብ ኩሉ ጽላታት ንጥፈታት።
ምፍላጡ ዘገድስ ቅድሚ ተልእኾ ምጅማርካ ኣብ ሓደ መንጎኛ ማሕበር ሓጸርቲ ስልጠናታ ክትገብር ወይ ፍልጠት ክትግምግ ትኽእሉ ኢኹም።

  • ከከም ክእለትኩም ስራሕ ምስራሕ
  • ናብ ገዛ ቀረባን ብቐሊሉ ክትበጽ እትኽእልን እዩ።
  • ንውልቃዊ ጸገማት መፍትሒ ምርካብ፡ ናይ ግዜ ሰሌዳታት፡ ምንቅስቓስ ወዘተ።

  • ምኽፋት መሰላት፡ ሕቶ ማሕበራዊ ሓገዝ፡ መድሕን ጥዕና ወዘተ።
  • ሓገዝን መብርሂታትን ምምሕዳራውን ሞያውን ኣሰራርሓ፡ ሰነዳት ምልኣኽ፡ ቅጥዒ ምምላእ ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

ብዛዕባ ዝርከቡ ናይ ስራሕ ተልእኾታት ንምፍላጥ ናብ ገዛኻ ቀረባን ምስ ኩነታትኩም (ምንቅስቓስ፣ ጽላት ንጥፈታት ወዘተ) ዝተላመደ መንጎኛ ማሕበር ክትድውል ትኽእሉ ኢኹም ።

ኩለን መንጎኛታት ማሕበራት ኣብ ታሕቲ ናይቲ ገጽ ኣብ ዘሎ ካርታ ክትረኽብወን ትኽእሉ ኢኹም።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 7b Rue du Moulin, 57100 Thionville, France
  • 03 82 53 96 66
  • contact@tremplin57.com

  • 27 Rue de la Gare, 57300 Hagondange, France
  • 03 87 70 11 12
  • contact@aide57.com

  • 76 Sente à My, 57000 Metz, France
  • 03 87 78 68 48

  • 13 Rue de Marienau, 57600 Forbach, France

  • 2 Rue Max Planck, 57150 Creutzwald, France

  • 13 avenue Raymond Poincaré, 57400 Sarrebourg, France
  • 03 87 03 48 44

  • 8 Pl. du Marché, 57730 Folschviller, France

  • 4 Rue de l'Ancien Hôpital, 57200 Sarreguemines, France
Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • udaimኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nour alhindiተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • mohammadmudasiralikhail@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • alisa.cተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • violetteተርጓሚ/ሚት
  • mat35ተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles