Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ንሞያዊ ፕሮጀክኹምን

ምስ ምስ le Contrat d'Engagement Jeunes (CEJ)

ኣዳላዊ Mission Locale Bassin d'Emploi de Vesoul ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ምእንቲ ትግባረ ውልቃዊ ሞያ ደገፍ ምስ ኣማኻሪ ንምርካብ ኣዓለመ መደን ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ

  • ሓበሬታ ምርካብ
  • ሞያዊ ፕሮጀክ ንምህናጽ ይሕግዙ ክኢላታት ምርካብ
  • ኣብ ምምሕዳራዊ ሰነዳት ተፈጻምነቱ ምሕጋዝ።
ኣገዳሲ !
ነዚ ውዕል ክዉን ንምግባር ከም መንእሰይት ክትገብርዎ ረቛሒታት ኣለዉ
- ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም፣ ወይ ትሕቲ ስንኩላን ምስ ዝኾኑ ዝማ 30 ዓመት (RQTH) ኣፍልጦ ዝረኽቡ ስንክልና ዘለዎም
-ኣብ እትሳተፍሉ እዋን ዝኾነ ኣብ ስልጠና፡ መጽናዕቲ፡ ወይ ሞያዊ ንጥፈታት ዘይምህላው።

ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለየ ኩነታት ክከም ኩነታትኩም ኣብ ወርሒ ዝለዓለ €520 ዝኸውን ገንዘባዊ ሓገዝ ክትረኽቡ ውን ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ጎኒ ጎኒ ናይ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይካ፡ ሚሽን ሎካል Mission Locale እውን ይሕግዘኩም ይኽእል እዩ

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት (መንበሪ ወረቐት፣ መንነት ወረቐት ወዘተ) መስርሕ ምፍጻም
  • ናይ ጥዕናን መሰላት መንበሪን መሰላትካምኽፋት ሕሳብ ናይ ባንኪ (ሕቶ ማሕበራዊ ኣባይቲ፣ ምስክር ወረቐት ማሕበራዊ ድሕነት ወዘተ) ክኸውን ይኽእል

ምስ ሰብ ሞያ ንምርኻብን ክእለትካ ንምምዕባልን ኣብ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክትሳተፍ ይግባእ ንኣብነት፤

  • ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብ
  • ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ
  • ውልቃዊ ቆጸራታት ምህላው
  • ናይ ኩባንያ ምብጻሕን ናይ ስራሕ ልምምድን ምግባር
  • ማሕበራዊ ረብሓ ተልእኾታት ኣብ ማሕበራት...

ኣብ ኩሉ ንጥፈታት መለት (ኣብ ሰሙን ካብ 15 ሰዓታትን 20 ሰዓታትን) ክትህሉ ቃል እንተ ኣኽቢርካዮ፣ ከከም ኩነታትኩም ድማ ክሳብ €520 ኣብ ወርሒ ክትረክብ ይከኣል ምኳኑ ምፍላጥ ይግባእ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ : 03 84 76 38 19
  • ብኢመይል : missionlocalevesoul@milobfc.fr
  • ብቐጥታ ኣብቶ ኣድራሻ ምምጻእ : 4 Rue André Maginot, 70000 Vesoul
  • ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት x : Facebook, Instagram, Snapchat (@milovesoul).

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • alizea.pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles