Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ኣብ ምድላይ ስራሕ

ምስ ምስ le Parcours d'Accompagnement Contractualisé vers l'Emploi et l'Autonomie (PACEA)

ኣዳላዊ Mission Locale Bassin d'Emploi de Vesoul ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣብ ወርሒ ሓደእዋን ምስ ኣማኻሪኹም ቆጸራ እዚ ዝስዕብ ክትዝትዩ ትኽእሉ

  • ክውንነታዊ ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
  • ስራሕ፡ ልምምድ ወይ ስልጠና ምድላይ
  • ምምሕዳራዊ ኣገባባት (ሰነዳት ጥዕና፣ መመልከቲ መንበሪ ገዛ ወዘተ) ምስልሳል
  • ንኽትዘውር መፍትሒታት ምርካብ (ካርድ መጓዓዝያ፡ ምዝገባ ፍቓድ ወዘተ)።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ዝለዓለ €497 ዝኸውን ገንዘባዊ ሓገዝ ክለኣኽ ይኽእል እዩ፣ እዚ ንኽኸውን ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት እዩ ዝውሰን።

ኣብ ምጅማር ምርካብ እቲ ደገፍ፡ ክእለትካን ዕላማኹም ንምልላይ ቀዳማይ ኣኼባ ይውደብ።
ሽዑ እቲ መደብ ምስ ድሌታትኩም ንምስናይ ዝዓለመ፣ ናጻ ንኽገብረካ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብቲ ምስ በዓል ሞያ ናይ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ንክሕግዘኩም ጠቓሚ ሓበሬታ ይህበካን፤

  • ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ምፍጻም
  • ስልጠና ወይ ልምምድ ምርካብ
  • ንዝቐረበሉ ናይ ስራሕ ዕድመ ምላሽ ምሃብ
  • ንግዲ ምጅማር
  • ሲቪካዊ ኣገልግሎት ይገብሩ።

  • ምስ ትካላት ምርኻብን ዕዳጋ ስራሕ ምርዳእን እዩ።
  • ክእለት ምምዕባል
  • ናይ ስራሕ ምድላይ ምውዳብ።

ከከም ኩነታት ኩተታት ኣታዊኹም ገንዘባዊ ሓገዝ (ዝለዓለ €497 ኣብ ወርሒ) ክትረክብ ትኽእል ኢኻ።

ከመይ ንገብሮ?

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • alizea.pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • maria_zenheianተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • ksufrelandተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles