Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንሞያዊ ፕሮጀክት ምምዕባል ዝጠቕም

ምስ ምስ Premiers Mots vers l'Emploi

ኣዳላዊ Accueil Goutte d'Or ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እዚ ሓደ ናይ ቋንቋ ፈረንሳዊ ስልጠና ንመንእሰያት ስደተኛታት (ካብ 16 ክሳብ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም)፡ ምሉእ ትሕዝቶ ጀመርቲ፡ ኣብ ፓሪስ ዝነብሩን/ ወይ ኣድራሻ ዘለዎምን ሰባት ፣ ዝዓለመ ኮይኑ ዓላማታት :

ዕላማታት :

  • ምእንቲ መሰረታዊ ክእለት ፈረንሳ (ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝራብ) ክእለት ክህልዎም
  • ኣፍልጦ ባህሊ ፈረንሳን ተማሃር፣ ድሕሪኡ ሞያዊ ሞያኻ ክትሃንጽን ስራሕ ክትረክቡን።

ምፍላጡ ዘገድስ
ዕለታት ዝቕጽል ስልጠና፡ ካብ 24 ሚያዝያ 2025 ሚያዝያ 2026 እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምሕያል መሰረታዊ ክእለት (ንባብ፡ ምጽሓፍ) ምሕያል
  • ምምሕያሽ ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ምርዳእን ርክብን ክእለት ምምሕያሽ
  • ምድላው ንስራሕ

ንዝያዳ ኣፍልጦ ምእንቲ ብዘይካ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ኣብ ባህላዊ ምውጻእ ክትከይድ፡ ባህሊ ፈረንሳ ክትረክብን ኣብ እዋን ንጥፈታት (ትያትር፡ ጸወታታት ወዘተ) ምስ ሰባት ክትራኸብን ትኽእል ኢኻ።

  • ምእንቲ ምህናጽ ውልቃዊ ሞያዊ ፕሮጀክትኹም
  • ሞያዊ ምርካብ ስልጠና ምውሳድ እሞ
ምፍላጡ ዘገድስ ኣብ ምሉእ እቲ ስልጠና ነፍሲ ወከፍ ተማሃራይ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክቱ ዝተመርኮሰ ውልቃዊ ክትትልን ብሕታዊ ደገፍን ይጥቀም።

ዓውደ መጽናዕትታት ን መደባትና ፤

  • ምፍላጥ ኮምፒተርን ስማርትፎንን ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀሙ
  • ምፍጣር ኣብ ኢንተርነት ብምእታው፡ ኢመይል ኣድራሻኹም ወዚተ....

ከመይ ንገብሮ?

ቅድሚ ነዚ ስልጠና ምምዝጋብኩም ፡ ኣብ መቐበሊ ቦታና ኣብ Accueil Goutte d'Or, 26 rue de Laghouat, 75018 PARIS ብቖጸራ ውልቃዊ ፈተና ክትወስዱ ኣለኩም።

ቆጸራ ንምሓዝ ምእንቲ ክትክእሉ a Mission Locale de Paris ሚሽን ሎካል ደ ፓሪስ ተመዝገቡ ወይ ድማ ናብ severine.zouaoui@ago.asso.fr ኢመይል ስደዱ ።

ናይ ስልጠና ግዜ እዚ እዩ፤
- ሰኑይ ካብ ሰዓት 9፡30 - 12፡30
- ሰሉስ ካብ ሰዓት 9፡30 - 12፡30
- ረቡዕ ካብ ሰዓት 9፡30 - 12፡30
- ሓሙስ ካብ ሰዓት 9፡30 - ካብ ሰዓት 12፡30 ን 1፡30 - ሰዓት 4፡30
- ዓርቢ 9:30 - 12:30 + ኣድላይ እንተኾይኑ ውልቃዊ ደገፍ እትሓትሉ እዋን እዩ

Lieu d'accueil

26 Rue de Laghouat, 75018 Paris, France

01 42 51 87 75

severine.zouaoui@ago.asso.fr

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • agoኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ronnieflamentተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles