Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ደገፍ ንሞያዊን ንውልቃውን ፕሮጀክት ምርካብ

ምስ ምስ la Mission Locale du Pays d'Alençon

ኣዳላዊ Mission Locale du Pays d'Alençon ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ነቶም ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት ፕሮጀክትታትቶም ንምህናጽን ሓገዝ ምርካብን ምእንቲ ክኽእሉ ፤

- ሞያዊ: ስራሕ ምርካብ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ፣ ስልጠና...ወዘተ

- ከምኡውን መዓልታዊ ህይወት፡ ምዝዋር (መጓዓዝያ ወዘተ)፡ መንበሪ ምርካብ፡ ጥዕናኻ ምሕብሓብ፡ ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ወዘተ።

- ኣብ ሕጊ ምርካብ፡ መሰላትን ግዴታታትን ምርዳእን ምፍላጥን፡ ዜጋ ምዃን...ንምሕጋዝ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣበላትና ፣ እባላት ኣማኸርቲ ሚሽን ሎካል፡ ነቲ ጸገማት ክሰምዑ፡ ነቲ ድሌታት ክርድኡ፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኩነታትካን ፕሮጀክትታትኹም ተመርኲሶም ናብ ካልኦት ሰብ ሞያ ክውከሱኻ ዝኽእሉ ሰብ ሞያ እዮም።

እቲ ዕላማ ርእስኹም ንምኽኣል እዩ።

ኣማኸርቲ ሚሽን ሎካል ንሓደ ኣገዳሲ ካርድ ከተሐድስ፣ ኣታዊኻ ክትእውጅ፣ ካብ CAF ሓገዝ ክትሓትት ወዘተ ክሕግዙኻ እዮም።

ብተወሳኺ ባህርያትካን ተመኩሮኻን ከተጉልሕ ፡ ሲቪኻን ናይ ተበግሶ ደብዳቤኻን ክትጽሕፍ፡ ንስልጠና ክትምዝገብ ፡ ወዘተ ይሕግዙኻ።

እቲ ናይ ከባቢ :La Mission Locale ዝፍለጥ ትካልእዚ ዝስዕብ ኣገልግሎት ይህብ

- ክሰምዓኩም ምስ ዝኽእል ፣ ዝሕግዘካ፡ ቀልጢፉ ዝምልስ ኣማኻሪ ርክብ ምግባር

- ካብ ፈለማ ክሳብ መወዳእታ ኣብ ጉዕዞኻ የሰንይ

- ነቲ ፕሮጀክትኹም ከተስተንትነሉን ንቕድሚት ክትስጉምን ንጹርን ክውንነታውን ሓበሬታ ይህበኩም።

ሓደ መንእሰይ ክገበሮ ዘለዎ

- ምስ ኣማኸርትኹም ዝተወሰነ ስጉምትታት ንምውሳድ ፍቓደኛን ድሉውን ኩኑ

- ተበግሶኹም ድሉው፡ ትኩርን ቅኑዕን ክኸውን

- ኣብ ምትግባር መደባት ተገዳስነት ክህልዎም፣ ሕቶታት ምሕታት፣ ሓደ ነገር እንተዘይተረዲኦምዎ ምባል።

ከመይ ንገብሮ?

ናይ ስራሕ ሰዓታት፤
ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8፡30 ክሳብ 12፡30 ካብ ሰዓት 13፡30 ክሳብ 13፡30
(ብዘይካ ዓርቢ ሰዓት 17. ምዕጻው)

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • acpኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • ellaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles