Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይምስ Je bouge, tu danses, nous parlons ኣብ ናይ 3 ክፍልታት

ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ

ምስ ምስ Je bouge, tu danses, nous parlons

Joli Monde Formationኣዳላዊ Joli Monde Formation , Les Idéelles, CAE CLARAኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

ኣብዚ ብድምር ናይ 100 ሰዓታት ልምምድ ፈረንሳ፡ ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ።

ሓያሎ ኣብነታት ኣለዉ፤

  1. ብትያትርን ሳዕስዒትን ኣቢል ኹም ናይ ምዝርራብ ክእለት ኣመሓይሹ ምእንቲ ክትክእሉ ዝዓለመ እዩ
  2. ብድሕሪ መጋረጃ ምርኢታት ዝርከቡ ስራሓት ርኸቡ (መቐበሊ ኣጋይሽ/ትኬት ምሃብ፣ ኣገልግሎት/ምምጋብ፣ ሜክኣፕ፣ ኣከዳድና ወዘተ)
  3. ንዲፕሎማ ክእለት ቋንቋ ምድላው - ሞያዊ ፈረንሳ (DCL FP, A1/A2)
ምፍላጡ ዘገድስ!
ትምህርቲ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ኣብ ፓሪስ ኣብ መበል 19 ኣሮንዲስመንት ይካየድ : ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 14:30 ክሳብ 14:30

ንምንታይከ የዘገድስ?

- ቃትን መብርሂታትን ዘለዎ መጽሓፍ፡ ኣብ ምሉእ ስልጠና ዝጥቀመሉ
- ቅኑዕ ኩነታት ንምርኣይን ንምርዳእን ዝሕግዙ ቪድዮታት ብምርኣይ።

- ነዚ ን ምግባር ምስ ሰብ ሞያ ዝግበር ኣኼባታት
- ከምኡውን ምርካብ ሓያሎ ናይ ምርኢት ኩነታት ንምርዳእ ።

- ምምስሳል ናብ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት
- ልኽኣን ንምርድዳእ ክፍለኣካላት ምጥቃም
- ምህላው ደረጃ A2 ብወግዓዊ ዲፕሎማ ምጽዳቕ።

ከመይ ንገብሮ?

anne.collas@jolimonde-ፎርመሽን.fr

ቴለፎን 06 19 43 20 03

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
joli mondejoli mondeተርጓሚ/ሚት
nounouተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapirirzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles