Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስልጠና ኣብ ዲቪታል ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ምርካብ

ምስ ምስ Avec Ateliers numériques pour allophones

ኣዳላዊ Assistance Scolaire, Linguistique et Culturelle ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዞም ነጻ ዓውደ መጽናዕትታት ሓደስቲ ዝመጹ ሰባትዝያዳ ናጻ ንምግባር ዝዓለሙ እዮም :

  • ኣብ ኣጠቓቕማ ኮምፒተር፡ ስማርትፎናትን ብሰፊሑ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን፣ከምኡ’ውን መዓልታዊ ብኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ምፍጻም።ዝቐረቡ ቴማታት፤
  • ከምኡ’ውን መዓልታዊ ብኢንተርነት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ምፍጻም።

ዝቐረቡ ቴማታት፤

  • ኣጠቓቕማ ኮምፒተር፡ ስማርትፎንን ብሰፊሑ ኣብ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጅን፡ ምስልጣን
  • ከምኡ’ውን ዕለታዊ ብ ብኢንተርነት ዝሰላሰሉ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ኣብ ምፍጻምን ከምኡውን
  • ሓበሬታ ኣብ ኢንተርነት ምድህሳስን ምፍላሽን ።
  • ምፍጣርን ምምሕዳር ናይ ገዛእ ራስኹም ፖስጣ ሳጹን
  • ግቡእ ኣቀማምጣ ሰነድ
  • ን መሳለጥያ ኣድለይይቲ መሰላት ናይ ምርካብ መሰላት ማሕበራዊ ኣገልግሎት ምስላጥን
  • ስራሕ ምድላይካ ኣገባባት ምድህሳስ
  • ንርእሰ-ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳ ነጻ ናይ ኦንላይን ጸጋታት ንምርካብን ወዘተን...

ንምንታይከ የዘገድስ?

መንጐኛታት ምናልባት ብመበቆላዊ ቋንቋኹም (እንግሊዝኛ፡ ቤንጋሊ፡ ቻይናዊ፡ ኮርያዊ፡ ሂንዲ፡ ካዛክ፡ ኡርዱ፡ ኡዝቤክ፡ ፓሽቶ፡ ፋርስ፡ ሩስያ፡ ዩክሬን፡ ቲቤት፡ ቱርኪ ወዘተ) ዓውደ መጽናዕትታት ከካይዱ ይኽእሉ እዮም።

ምእናቲ ብ ኣብ ፈረንሳ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ዝያዳ ናጻ ንምዃን ክእለት ኮምፒተር ምምዕባል።

ሰባት ብቋንቋ ምምላኽ ንከይሽገሩ ምእንቲ ፣ ኣስተምህሮና ን(ደረጃ A1.1 ዝተሓተ) ዝተመጣጠነ እዩ

  • እምእንቲ ኣብ ዲጂታላዊ ደገፍ፡ ዲጂታላውን መርመራ፡ ምዝገባ፡ ንገዛእ ንምዕባይ ምሕጋዝ ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ብ ብተወሳኪ ውን
  • ጽዑቕ ስልጠና፡ ቴማታት ዝቐርቡ ኮርሳት ተሳተፉ
  • ናይ ሓደ ግዜ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕትታት፡ ኣብ 1 ዝመረጽኩሞ ቴማ ኣተኲሩ ይሰርሕ

ከመይ ንገብሮ?

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • aslcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • lisaተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • yoan pouzetተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles