ምስ Intégration par l’emploi des primo-arrivants et des bénéficiaires de la protection internationale - ምርካብ ሓገዝ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምእታው ሓገዝ ምርካብ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ንምእታው ሓገዝ ምርካብ

ምስ ምስ Intégration par l’emploi des primo-arrivants et des bénéficiaires de la protection internationale

ኣዳላዊ EPEC , Fonds social européen plus (FSE+)ኣቐድዲሙ ዝነበረ 16 днів тому

እዚ መስርሕ እዚ ኣብ ኩሉ ናይ ስራሕ ምድላይ ጻዕርታትካ ዝሕግዘካ ብሕታዊ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ እዩ።

ነፍሲ ወከፍ ተሳታፊ፣ ብውልቂ ብሓደ መወከሲ ይድገፍ፣ ኣብ ኩሉ ተግባራት ናብ ሞያዊ ዓለም ዳግማይ ንምእታው ዝዓለመ እዩ።

ስለዚ ኣኣብ ወርሒ 2 ኣኼባታት ኣለኩም። እቲ ዕላማ ቀዋሚ ስራሕ ንምርካብ ምርካብ (ልዕሊ 6 ወርሒ)ን/ወይ ድማ ዲፕሎማ ወይ ሞያዊ ምስክር ወረቐት ምህላው መገዲ የጣጥሕ ።

ኣገዳሲ! ደገፍ ንምርካብ ግድን፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ (ስደተኛ፣ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ዘይብሉ ሰብ réfugié, protection subsidiaire, apatride) ወይ ግዝያዊ ሓለዋ ክህልዎም
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ዝኾኑ
- ኣብ OFII CIR (Contrat d'intégration républicaine ) ዝፈረምኩም ምዃን l'OFII - ኣብዚ መደብ ንምስታፍ programme AGIRንዝሳተፉ ሰባት እዚ መደብ ኣይምልከቶምን እዩ።
እቲ መደብ ኣካል ናይቲ ብEPEC ዝድገፍ ውጥን ውህደትን ስራሕን ፓሪስ (PLIE) እዩ።


ንምንታይከ የዘገድስ?

ምህላው ሓደ ወኪል ምስ ድሌታትኩም፡ ፕሮጀክትኩም ጉዕዞኩም ዝተመጣጠነ ደገፍ ይህበኩም ንምህላው ዝዓለመ መደብ።

ነቲ ስራሕ ንኸይትረክብ ዝዓግተካ ጸገማት መፍትሒ ንምርካብ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ ሓገዝ ትረክቡ ምኽኣል ።

ነቲ ስራሕ ንኸይትረክብ ዝዓግተካ ጸገማት መፍትሒ ንምርካብ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ ትሕገዝ።

ከመይ ንገብሮ?

Michèle KIKI (chargée de projets PLIE ) ክትበጽሑ ትኽእሉ ኢኹም ፤

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 164 Rue Ordener, 75018 Paris, France
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • juliette epecኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • plie-epecኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles