ትምህርቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 (ማእከላይ ደረጃ) ፈረንሳ ተማሃሩ
ምስ ምስ DU passerelle - Etudiants en exil (niveau A2 vers B1)
ኣዳላዊ Université Jean Moulin Lyon 3 , Réseau MEnsኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእቲ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል መደብ እዩ።
እዚ ስልጠና DU Passerelle ተማሃሮ ኣብ ስደት ዝህብ፤
- ትምህርቲ ፈረንሳ ናብ ደረጃ B1 ገጹ (ብድምር 400 ሰዓታት)፡
- ኣብ መንጎ ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣
- ናይ ኮምፒተር ኮርሳት፣ .
- ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ደገፍ።
ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር (8 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ መወዳእታ ሚያዝያ እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ዩኒቨርሲቲ ሊዮን 3 ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት