Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ንማሕበራውን ሞያውን ህይወት

ምስ ምስ Espace associatif et citoyen de proximité - BOP 104

ኣዳላዊ Espace associatif et citoyen de proximité (PACE ATMF) ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ኣብ ፈረንሳ ውህደት ወይ ኢንተግረሽን ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ንምርድዳእ ምሕጋዝን ብመገዲ እዞም ዝስዕቡ ንጥፈታት ፣ ማለት ፤

- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ኣብ ኮምፒተር ንዝግበር ናይ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ፣
- ዝነተፍላላዩ ንጥፈታት

ትምህርቲ ሰኑይ፣ ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 9 11.እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብዚ ናይ ብድምር 228 ሰዓታት ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ብምሃብ ፣ ብዝበለጸ ንምርዳእን ንምርድዳእን ይፈጥር።

ዘድልየኩም ፣ ናይ ምምሕዳራዊ ንምስልጥ ምምሃርን ባዕልኹም ኣብ ኮምፑተር ዝተፈላላዩ መስርሓት ን ኣብነት (ናብ ፖስታ ቤት፣ ናብኪ ናብ ኣዳራሽ ከተማ ኪድ፣ ምስ ኣገልግሎት ምምሕዳር ቆጸራ ምሓዝን ዘጠቓለለ ) ተኽእልሎ የዕቢ...

ኣብቲ መደብ ሌላ ምስ ኮምፒዩተራት ብኮምፒተር ምምሕዳራዊ ኣገባባት ብከመይ ከም እተመሓድር ንምፍላጥ (ኣብ ፕረፈክቸር ቆጸራ ምሓዝ፣ ሰነድ ምምላእን ምልኣኽን ወዘተ)። የሰልጥን

ምስ መንእሰያት ብምርኻብ ብሓባር ንጥፈታት ምግባር።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ እትደልዩና ምስ ማሕበር ርክብ ግበሩ፤

  • ብስልኪ፡ 01 39 82 81 48
  • ብኢመይል ፡ atmfargent@gmail.com
  • ኣብቲ ቦታ: 26, boulevard du Général Leclerc, 95100 Argenteuil.

ቅድሚ ምምዝጋብ ደረጃ ፈተና ክትወስዱ ትኽእሉ ኢኹም።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • pace 95ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles