ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓንታ Pantin
ምስ ምስ Habitat-Cité
ኣዳላዊ Habitat-Cité ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 moisእዚ ናይ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽን ኣብ ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምሕጋዝን ዝወሃብ ስልጠና እዩ
ኣብቲ መደብ :
- 250 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ (ኣብ ሰሙን 16 - ሰዓታት)፡ ደረጃታት፡ A2, B1
- ውልቃዊ ቃለ መሕትት ምስ ሞያውያን ኣማኸርቲ (ካብ 2 ክሳብ 6 ሰዓታት)
- ናይ ስራሕ ዓውደ መጽናዕቲ ( 27h ሰዓታት )
- ምብጻሕ ትካላት ( 6h ሰዓታት )
- ባህላዊ ምብጻሕ ዑደትን ን የጠቓልል
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
habitat-citéኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
claire-hcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ