ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ(ደረጃ ንጀመርቲ)
ምስ ምስ Atouts Cours
ኣዳላዊ Atouts Cours ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anትምህርቲ ቋንቋ እዚኦም ንጀመርቲ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ኮይኖም ብዘይ ዝኾነ ይኹን ናይ መንበሪ መፍትሒ ንሕጋዊ ስደተኛታት ክፉታት እዮም።
ዕላማናይዚ መደብ ፡ ኣብ መዓልታዊ ህይወት፣ ዝያዳ ናጻን ዕዉታት ንምዃን ዘኻል ስራሕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ብቕልጡፍ ንምርካብ እኹል ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ክትረክብን ምምሕያ ከተርእዩን ምእንቲ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
እቶም ኮርሳት ብማሕበር ኮርስ ዝወሃቡ ኮይኖም። ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ካብ ማሕበር ኣውሮ Aurore (24 quai d’Austerlitz, 75013 Paris) ዝኾነ ናይ መንበሪ ፍታሕ ዘይብሎም ናይ ስደተኛታት ናይ መዓልቲ መውዓሊ ዝህብ ማእከል እዩ።
እቶም ኮርሳት ብማሕበር ኮርስ ዝወሃቡ ኮይኖም። ኣብ ቀጽሪ ናይቲ ካብ ማሕበር ኣውሮ Aurore (24 quai d’Austerlitz, 75013 Paris) ዝኾነ ናይ መንበሪ ፍታሕ ዘይብሎም ናይ ስደተኛታት ናይ መዓልቲ መውዓሊ ዝህብ ማእከል እዩ።
መደባት ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ካብ ሰኑይ ክሳብ ሓሙስ ካብ ሰዓት 9 ናይ ንግሆ ክሳብ 12 ክልተ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንህብ ፣ ዝተፈላለየ ደረጃታት ፈረንሳ: ካብ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ ደረጃታት A1ን A2ን ዝዓለመ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
yoan pouzetተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት