Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ትምህርቲ ፕሮፌሽናል ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ርኸቡ

ምስ ምስ Les clés vers l'emploi

ኣዳላዊ Le Picoulet - Centre social associatif ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ደረጃ ጽሑፍን ምዝራብን ፈረንሳ ንምምሕያሽን ኣብ ስራሕካ ርእሰ-ምምሕዳር ንምዃንን ናይ 9 ኣዋርሕ ስልጠና።

ንምንታይከ የዘገድስ?

- ኣገደስቲ ቃላት ሞያዊ ኩነታት ምምሃር ንምስራሕ ዝሕግዙ ፍለጡ

- ሕግታት ዓለም ስራሕ ኣብ ፈረንሳ ምርዳእ።

ኣብኡ ዝሓሸ ዕድል ስራሕ ናይ ምርካብ ንኽህልዎም ዝቖጽሩ ኩባንያታት ተራኸቡ።

ንኽትክእል :

  • ምስ መሳርሕትኻ፣ ኣካየድቲ ስራሕ ምርድዳእን ምዝርራብን...
  • ሞያዊ ኢመይላትን ጽሑፋትን ምጽሓፍ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢመይል ፡ asl@picoulet.org
  • ብስልኪ፡ 06 51 17 36 92
  • ኣብቲ ቦታ፡59 Rue de la Fontaine au Roi, 75011 Paris

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • le picouletኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
  • zakharffተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles