ትምህርቲ ቋንቋ ምቕሳምን መዓልታዊ ህይወት ምስናይን
ምስ ምስ Centre de formation EPISODE
ኣዳላዊ Centre de formation EPISODE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуኣብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ዝተፈላለየ ደረጃታትን ምስ ሞያዊ ኣማኻሪ ውህደት (ስራሕ፡ ስልጠና ወዘተ ንምርካብ ዝሕግዝ ሰብ) ደገፍ ንምርካብን ኣብ ፈረንሳ ህይወትኩም ክትውድቡን ናጻ ክትከውንን የኽእል።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን ዘድልዩ ነገራት፤
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም (ስደተኛ፣ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ኣልቦ ሰብ) ምዃን ወዘተ
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ምስ ዝኸውን
- ኣብ OFII CIR (Republican Integration Contract) ንዝፈረሙን ዝተመደበ ።
- ኣህጉራዊ ሓለዋ ክህልዎም (ስደተኛ፣ ንኡስ ሓለዋ፣ ሃገር ኣልቦ ሰብ) ምዃን ወዘተ
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ካብ ዝጸንሑ ትሕቲ 5 ዓመት ምስ ዝኸውን
- ኣብ OFII CIR (Republican Integration Contract) ንዝፈረሙን ዝተመደበ ።
እቲ ስልጠና ንዓኹም፤
- ፈረንሳ ብዝበለጸ ን ኽምርዳእን ምዝራብን ።
- ስራሕ ረኺብኩም ንምቕጻል
- ምምሕዳራዊ ሰነዳት ንምምላእ።
- መዓልታዊ ህይወት ምምስልሳል ከም እኒ ( እትወስድዎ መጓዓዝያን ኣገባቡንምፍላጥ፣ ናይ ሕክምና ቆጸራ ካልእን ምሓዝ ወዘተ)።
እቲ ስልጠና ኣብ ሰሙን 4 ፈፍርቂ መዓልቲ ኣብ 3 ኣዋርሕ ግዜ ገደብ ዝውደብ እዩ።
ናይቲ ስልጠና መደባት ኮርስ ከከም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ዝተፈላለየ እዩ።
ናይቲ ስልጠና መደባት ኮርስ ከከም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ዝተፈላለየ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
centre de formation episodeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rama anzouተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት