ቋንቋ ፈረንሳን ዲጂታልን ትምህርቲ ውሰድ
ምስ ምስ Insernautes
ኣዳላዊ TRAVAIL ENTRAIDE ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуናይ 3 ወርሒ ብዘይ ደሞዝ ስልጠና ፈረንሳ ንምምሃርን ኮምፒተር ኣብ ሞያዊ ዓለም ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀመሉ ንምፍላጥን።
እቲ መደብ ኣብ ክልተ ክፋላት ( ትምህርቲ ፈረንሳን ዲጂታላውን ) ተኸፋፊሉ ኣሎ፣ እንተበዝሐ 10 ሰባት ዝሓቖፈ ጉጅለታት ኣለዎ ።
ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ግድን፤
- ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ካብ እትርከብ ሃገር ክትከውን
- ሕጋዊ ናይ መንበሪ ፍቓድ መመልከቲ ዘለዎም ወይ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ትሕቲ 5 ዓመት ዝነበሩ
- ብቋንቋ ትውልዲ ከመይ ጌርካ ምንባብን ምጽሓፍን ምፍላጥ
- እንተወሓደ ብፈረንሳ ደረጃ A1 ክህልዎም
- ልዑል ድራኸ ዘለዎ ክኸውን።
- ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ወጻኢ ካብ እትርከብ ሃገር ክትከውን
- ሕጋዊ ናይ መንበሪ ፍቓድ መመልከቲ ዘለዎም ወይ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ስሩዕ ኩነታት ትሕቲ 5 ዓመት ዝነበሩ
- ብቋንቋ ትውልዲ ከመይ ጌርካ ምንባብን ምጽሓፍን ምፍላጥ
- እንተወሓደ ብፈረንሳ ደረጃ A1 ክህልዎም
- ልዑል ድራኸ ዘለዎ ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ኣጠቓቕማ ኮምፒተር ምምሃር፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
te77ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
cyberepተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
iris_5033ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት