Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባትካ ተቐባልነትን ደገፍን

ምስ ምስ DIFRE (Dispositif d'Intégration des Familles de Réfugiés)

ኣዳላዊ Dispositif d’intégration des familles de réfugiés - AIDAPHI ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ምርካብ ግዝያዊ መንበሪን ማሕበራዊ ደገፍን suivi social ናይ ምህላው ተኽእሎ ምስ፤

• መንበሪ ንምርካብ ዝግበር ደገፍ

• ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ምሕጋዝ፡ ኦፍፕራ፡ ካፍ OFPRA, CAFወዘተ...።

• ንኣገባባት ስድራቤት ዝግበር ደገፍ፡ ትምህርቲ፡ ምጥርናፍ ስድራቤት ወዘተ colarité, réunification familiale ።

• ምርካን መብርሂታት ኣገልግሎት ጥዕናን ክንክንን።

• ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ ግቡእ መምርሒ ምሃብ።

እቲ ዕላማ ኣብ ፈረንሳ ናይ መጀመርታ ገዛኻ ምስ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ ምርካብ እዩ ።

ምፍላጡ ዘገድስ ምርካብ መንበሪ ገዛ ክህልወካን ክትዕጀብን፡ - ልዕሊ 18 ዓመት ክትከውን ኣለካ: ወዲ ተባዕታይ ወይ ጓል ኣንስተይቲ - ንጽል ወይ ስድራቤት ምዃን - ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ክትኮኑ ይግባእ - ወይ ድማ ናይቲ 'መምርሒታት ን' ዝብል ናይ ምንዋሕ ምስክር ወረቐት ክህልወካ ኣለዎ። መንበሪ ፍቓድ ወይ ቅብሊት ምሕታት - ኣብዚ እዋን ኣብ ማእከል መንበሪ: CPH, CADA, HUDA, CHU, CHRS... - መሰላትካ ክፉት ይሃልኻ: ኣብ መድሕን ጥዕና ተመዝጊብካ - ክራይ ገዛኡ ንምኽፋል ጸጋታት ፋይናንሳዊ ጸጋታት ይሃልኻ። ኣብ ወጻኢታት መንበሪ ኣባይቲ ምክፋል 15% ካብ ጸጋታት ንጽል ሰባት 10% ድማ ንስድራቤታት ምዃኑ ኣስተውዕሉ ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ኣብ ምግዓዝ፣ ቦታ ምምራጽ፣ መንበሪ ወዘተ ሓገዝ።
  • መሰልን ሓላፍነትን ተኻራያይ ምፍላጥ
  • ምሕደራ ባጀት፡ ምኽሪ ኣብ ምድላው ፋይላትን ሕቶታት ሓገዝን...ወዘተ

  • ኣብ OFPRA, OFII ኣገባባት ፕረፈክቸር ሓገዝ: ክትመልእ ዘለካ ቅጥዕታት: ክትህቦ ዘለካ ሰነዳት ወዘተ።
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወት ሓገዝ: ተበጻሕነት ክንክን: ጥዕና: CAF ወዘተ።

  • ትምህርቲ፡ ኣበል (ገንዘባዊ ሓገዝ)፡ ክንክን ህጻናት...ወዘተ
  • ንጥርናፈ ስድራቤት ዝግበር ደገፍ።

ከመይ ንገብሮ?

ምርካብ መንበሪን ደገፍን ንምርካብ፡ ነቲ ዝድግፈካ ዘሎ ማሕበራዊ ሰራሕተኛ (ኣብ CADA ወይ HUDA፡ ኣብ ኣዳራሽ ከተማ ወዘተ) ተራኺብካ ካብዚ ኣገልግሎት ክትጥቀም ክትሓትት ኣለካ።

ምፍላጡ ዘገድስ ብቐጥታ ሕቶ ምቕራብ ኣይከኣልን እዩ፣ በዓል ሞያ ምስ ኢንተርሚኒስትሪያል ልኡኽ መንበሪን ተበፃሕነትን ኣባይትን (DIHAL) ፋይል ኣዳልዩ ንሕቶኹም ክከታተል እዩ።

ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ወይ ሓበሬታ ምስ ዘድልየኩም ምስ ማሕበር Aidaphi ኣይዳፊ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም፤

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • difre36ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • veronicasiተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • charifeh aldabaghተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • shayanroushanተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • na-en77ተርጓሚ/ሚት
  • ahmad mrተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles