Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ወግዓዊ ቋንቋን ፈረንሳ ፈተና ውሰዱ

ምስ ምስ Centre d'examen de français

ኣዳላዊ CRIA28 , France Education Internationalኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ወግዓዊ ቋንቋ ፈተና ፈረንሳ ፡ TCF Integration Residence Nationality ፡ ንምርካብ፤

- ንመመልከቲ ነባሪ ካርድ፡ ደረጃ A2

- ንናይ ፈረንሳ ዜግነት መመልከቲ ፋይል፡ ደረጃ B1 የድሊ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ወግዓዊ ደረጃ A2 ምስክር ወረቐት ንምህላው

ናይ ደረጃ B1 ወግዓዊ ምስክር ወረቐት ንኽህልወኩም።

ንኣብነት ከም ሓላዊ ጸጥታ ንዝወሃብ ስልጠና ደረጃ B1 ንምህላው ።

ከመይ ንገብሮ?

ዕለት ምረጹ፡ ቅጥዒ ምዝገባ ኣዳልዉን ነቲ ፋይል ኣብ cria28.com ኣዳልዎን (ካብ መበገሲ ገጽ፡ ናብቲ "TCF IRN" ዝብል ክፍሊ ኪድ)።

መንነትካ ዘረጋግጽ ሰነድ ክህልወካ ኣለዎ።


11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • cria28ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles