ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Accueil administratif et juridique
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ዓርብ
ኣበይ ?
ምምሕዳራዊ ደገፍ ንምርካብ
እንታዩ’ዩ ?
ንዝኾነ ሰብ ዘድልዮ ምምሕዳራውን ሕጋውን ኣሰራርሓ ዝሕግዙ ማእከላት እዮም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ኩነታትኩም ብዝበለጸ ንምርዳእን ንምምራሕን ኣኣሰራርሓ ብሕታዊ ደገፍ ንምርካብ ክትክእሉ ምእንቲ።
ብዛዕባ መሰላትካ ምምሕዳራውን ሕጋውን ምኽሪ ውሰዱ
ብመብርሂ ዘለዎም ፡ ፍላይር... ወይ ፋምፍሌታት ምርካብ
ከመይ ንገብሮ?
ንሰኑይን ዓርብን ካብ ሰዓት 14:00 ክሳብ 17:00
ኣድራሻና፡ 27 Av. Gambetta, 41000 Blois,
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ