Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ደረጃኩም ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ንምፍላጥ

ምስ ምስ CRIA28

ኣዳላዊ CRIA28 ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ንዝያዳ ምፍላጥ ውልቃዊ ቆጸራ ብምሓዝ :

  • ጽሑፍን ምዝራብን ናይ ፈረንሳ (ምዝራብ፡ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምርዳእ) ደረጃ ብቕዓትኩም
  • ኣብ ጥቓኹም ዝርከቡ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ንምውህሃድ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስቲ ገምጋም ብደረጃኻ ብቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ይወሃበኩም።

ቅድሚ ወግዓዊ ፈተና ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ን ከም እኒ (ንነባሪ ካርድ፡ ንዜግነት፡ ንመጽናዕቲ ዳግማይ ንምጅማር፡ ንስልጠና ሓላፊ ጸጥታ፡ ንስልጠና ሓጋዚ ነርስ ወዘተ) ዝኾኑ ቅድሚ ምውሳድኩም ደረጃኹም ፈትሹ

ሞያዊ ስልጠና ንምክትታል ዘኽእል ደረጃ ብፈረንሳ እንተሃልዩኩም ንምፍላጥ፡ CAP፡ ሞያዊ መዓርግ፡ ምምዕባል ሞያዊ ፕሮጀክት፡... ምእንቲ ክትክእሉ

ቆጸራታት ኣብ ኩሉ ቦታታት ን ንነበርቲ  l'Eure-et-Loirዩረ -ኤት-ሎየር፡ እዩሞ፣ ኣብ ከባቢኹም ተወከሱ

ከመይ ንገብሮ?

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • cria28ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles