ቋንቋ ፈረንሳ ምጽሓፍን ምንባብን ተማሃሩ
ምስ መሳርሒ ስልጠና ቋንቋ (DFL)
ኣዳላዊ FOL 58 , Région BFCኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців томуብቋንቋ ፈረንሳ ዝወሃብ ስልጠና እዩ፣ እዚ ድማ መሰረታዊ ክእለት ንምምሃር ዘኽእል ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዘይከዱ ሰባት (ወይ ውሑድ ግዜ)።
ጽቡቕ ምፍላጥ
ኣብ ሰሙን ምስ በዓል ሞያን ብጉጅለን 24 ሰዓታት ትምህርቲ ኣሎ።
ትምህርቲ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኒቨረ (ነቨርስ፡ ኮስነ፡ ሎርመስ፡ ሻቲሎን ኤን ባዞይስ...) ይካየድ።
እቲ ስልጠና ኣብ ዝደለኻዮ እዋን ይጅምርን ይውዳእን፣ ከከም ድሌትካ።
ስርዓተ ስልጠና ቋንቋ (DFL) ብዞባ ቦርጎን ፍራንቸ-ኮምተ (BFC) ዝምወል እዩ፣ ስለዚ ምሉእ ብምሉእ ነጻ እዩ . ኣብ እዋን ስልጠና ካብ ክልል ወርሓዊ ደሞዝ ክህልወካ ይኽእል እዩ፣ ከከም ኩነታትካ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 14 Rue du Villard, 58140 Lormes, France
- 06 84 08 15 46
- 27 rue du docteur dubois, 58110 Châtillon-en-Bazois, France
- 06 84 08 15 46
- 1 Rue des Sables, 58200 Cosne-Cours-sur-Loire, France
- 06 84 08 15 46
- 21 bis, Rue Jean Desveaux, Cour St Sauveur, 58000 Nevers, France
- 06 84 08 15 46
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ስልጠናታት ውሰድ፣
ካብ ናይ ስምልጠና ቦታ ወጻኢ ኣብ ቴሌፎንን ምስ ሰባትን ልምምድ ግበር፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
16 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
khlivna yuliiaተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
amandine pheulpinኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
sylliguebfcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
let me fadeተርጓሚ/ሚት
nikolተርጓሚ/ሚት
FARAHMANDተርጓሚ/ሚት