ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ
ምስ ምስ PLIE Nevers Agglomération
ኣዳላዊ Nevers Agglomération ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуPLIE (ዝተባህለ መደብ) ሰባት ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ዝሕግዝ እዩ።
ነፍሲ ወከፍ ተሳታፊ ናብ ሞያዊ ዓለም ንምእታው ኣብ ኩሉ ተግባራት ንውልቀሰባት ዘሰንዮ መወከሲ ተዓጂቡ ይርከብ።
ጽቡቕ ምፍላጥ
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ግድን፤
- ልዕሊ 26 ዓመት ክኸውን
- መሰል ኣህጉራዊ ሓለዋ (ስደተኛ፣ ትሕተ-ቅርጺ ዝሕሎ፣ ሃገር ኣልቦ ሰብ) ወይ ሓድሽ መጻእቲ ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎን ክኸውን
- ወይ ተጠቃሚ ናይቲ RSA ክኸውን
- ወይ ድማ ንነዊሕ እዋን ዝጸንሕ ደላይ ስራሕ ክኸውን።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
ምምሕዳር
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
lise laguilhon-debatኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት