ሞያ ብምምሃር ስራሕ ድለዩ
ምስ ምስ GEIQ 41
ኣዳላዊ GEIQ 41 , Fédération française des GEIQኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки томуGEIQ (ጉጅለ ኣስራሕቲ ንውህደትን ብቕዓትን) ሰባት ናብ ዓለም ስራሕ ክኣትዉን ቀዋሚ ውዕል ክፈርሙን ዝሕግዙ ማሕበራት እዮም።
GEIQ 41 ኣብ መላእ ክፍሊ ሎየር-ኤት-ቸር ኣብ ሓያሎ ዓውድታት ዝነጥፍ ይሰርሕ፡ ኢንዱስትሪ፡ ህንጻ፡ ኣገልግሎታት...
ናይ ነፍሲ ወከፍ ሕጹያት ወይ ተሳተፍቲ ሞያዊ ፕሮጀክት ብመሰረት ኣብተን ኩባንያታት ዘሎ ክእለትን ስራሕን ዝህነጽ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሕዳር
ስራሕ
ኣብ ናይ ህንጻ"BTP" ሞያ ስልጠና ምርካብ፣
ኣብ ኢንዱስትሪን ሎጅስቲክን ስልጠና ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምክፋል ስራሕን ስልጠናን ዘዛነቐ መደብ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
geiq 41ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
artanoiተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት