ኣብ ሞያን ስራሕን ውህደት ደገፍ ንምርካብ ምስ እትደልዩ
ምስ ምስ Service Accueil Réfugiés - Acodège
ኣዳላዊ Acodège ኣቐድዲሙ ዝነበረ 17 днів томуኣገልግሎት መቐበሊ ስደተኛታት :
- ውልቃዊ መንበሪ ንምርካብን ንምጽናሕን ይሕግዙ
- ናብ ህዝባዊ ምምሕዳራትን ኣገልግሎታትን ዝቐንዐ እዩ።
- ማሕበራውን ሞያውን ውህደት የስፋሕፍሕ፣ ምስ ንጥፈታትን ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠናን።
ምፍላጡ ዘገድስ እዚ ደገፍ ንተጠቀምቲ ኣህጉራዊ ሓለዋ (ስደተኛታት፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ግዝያውን ሓለዋ፡ ሃገር ዘይብሎም ሰባት) ካብ 18 ክሳብ 35 ዓመት ዝዕድሚኦም ፡ ኣብ ማሕበራዊ መንበሪ ኣባይቲ፡ ሆስቴላት ወዘተ ዝቕመጡ እዩ። ኣብ ዲጆንን Dijon ኣብ ዲጆን ኮንርባሽንን .agglomération dijonnaise .እቲ ዝወሃብ ደገፍ እውን ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ ዝምጥን እዩ።
.
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ስራሕ
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስራሕ ምርካብ፣
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ገዛ ኣብ ምርካብ ዝግበር ኣሰራርሓ፣
ብዛዕባ ናይ ጥዕና ጉዳየይ ዝሳለጥ ጉዳያት፣
ምስላጥ ጉዳያት ቤተሰበይ ጉዳይ መርዓ ውላድ ወዘተ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
acodegeኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
john14ተርጓሚ/ሚት